ቢዝነስ ፎረም ኢንቨስትመንት ኢትዮ-ቱርኪ ተሳሊጡ Desta May 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪ ምስ ኣዳና ቻምበር ኦፍ ፎረምን ኣዳና ቆንስላን ብምትሕብባር ዘዳለዎ ፎረም ኢንቨስትመንት ኢትዮ-ቱርኪ ተሳሊጡ። ኣብቲ ፎረም ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨሰትመነት ዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ተረኺቦም። ፕሬዚዳንት ቤት…
ቢዝነስ ዘይተዛዘሙ ፕሮጀክትታት ካፒታል ኣብ በጀት ዓመት 2015 ብንኡስ ወፃኢ ናብ ኣገልግሎት ንክኣትዉ ልዑል ፃዕሪ ከምዝግበር ተገሊፁ Desta May 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘይተዛዘሙ ፕሮጀክትታት ካፒታል ኣብ በጀት ዓመት 2015 ብንኡስ ወፃኢ ናብ ኣገልግሎት ንክኣትዉ ልዑል ፃዕሪ ከምዝግበር ሚኒስትር ደኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ዶክተር እዮብ ተካልኝ ገሊፆም። ነዚ ድማ ብማዕቐፍ ፊስካል ፖሊሲ ንምምራሕ ምድላው ይግበር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ምዕራባውያን ንሩሲያ ካብ ኢኮኖሚ ዓለም ንምንፃል ዝገብርዎ ፃዕሪ ኣይዕወትን-ፕሬዚዳንት ፑቲን Desta May 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዕራባውያን ንሩሲያ ካብ ኢኮኖሚ ዓለም ንምንፃል ዝገብርዎ ፃዕሪ ኣይዕወትን ክብሉ ፕሬዚዳንት ሩሲ ቭላድሚር ፑቲን ገሊፆም። ፕሬዚዳንት ፑቲን ብኢንተርኔት ኣብ ዝተገበረ ፎረም ሃገራት ኣውሮፓን እስያን ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ንሩሲያ ብማዕቐባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ኢኳቶሪያል ጊኒ ኣምሪሖም Desta May 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ኢኳቶሪያል ጊኒ ከተማ ማላቦ ኣትዮም። ኣብ ናይጄሪያ ንክልተ መዓልታት ዕላዊ ዑደት ስራሕ ዝገበሩ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ሎሚ መዓልቲ ናብታ ከተማ ኣምሪሖም። ምስ ጉጅለ ልኡኾም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ዋግኽምራ ን19 ሺሕን 500 ተመዛበልቲ ሰብኣዊ ደገፍ ገይሩ Desta May 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ሰሙናት ኣብ ዋግኽምራ ን19 ሺሕን 500 ተመዛበልቲ ሰብኣዊ ደገፍ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። እቲ ደገፍ ኣብ ወረዳ ዝቋላ ንዘለዉ 3 ሺሕን 250 መራሕቲ ሰድራ ኢዩ ተዋሂቡ። ሩዝ፣ ብርሽን፣ ዘይትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልኡላውነትን ሓድነተን ኢትዮጵያ ንምሕላው ኣብ ተጠንቀቕ ይርከብ- ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Desta May 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልኡላውነትን ሓድነተን ኢትዮጵያ ንምሕላው ኣብ ተጠንቀቕ ይርከብ ክብሉ ኢታማዦር ሹም ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣፍሊጦም። መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ መበል 22 ክፍለ ሰራዊት እዚ ምዕራብ ተኻይዱ። እቲ ሰራዊት ምልክት ዓወት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣልሸባብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍፅሞ ዝነበረ ተግባር ግብረ ራዕዲ ምፍሻሉ ፖሊስ ኣፍሊጡ Desta May 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣልሸባብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍፅሞ ዝነበረ ተግባር ግብረ ራዕዲ ምፍሻሉ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባን ፌዴራልን ብሓባር ብዘሳለጥዎ ወፍሪ ኢዩ ፈሺሉ ተባሂሉ። እቲ ዛዕባ ብዝምልከት ብሓባር ኣብ ዝተውሃበ መግለፂ፥ ገብረ ራዕዲ ሸኔ…
ቢዝነስ መንግስቲ ኣብ ምርግጋዕ ዋጋ ነዳዲ 124 ቢሊየን ብር ኪሳራ ከምዘጋጠሞ ኣፍሊጡ Desta May 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ዋጋ ነዳዲ ንምርግጋዕ ኣብ ዝተገበረ ፃዕሪ ኣብዚ ሐዚ እዋን 124 ቢሊየን ብር ኪሳራ ከምዘጋጠሞ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ንግዲን ቀጠናዊ ምትእስሳርን ትግበራ ሪፎርም ዕዳጋ ነዳዲ መፋለጢ መድረኽ ኣብ ከተማ ሃዋሳ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶ/ር ሊያ ምስ ሚኒስትር ጥዕና ኖርዌይ ተዛቲየን Desta May 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ምስ ሚኒስትር ጥዕና ኖርዌይ ኢንግቪልድ ጀርኮል ተዛቲየን። እቲ ዘተ ኣብ ምድጋፍ ቴክኖሎጂ ጥዕናን ሰርዓት ጥዕናን ዘድሃበ ኢዩ ነይሩ ተባሂሉ። እተን ሚኒስትራት ጎኒ ንጎኒ እቲ ኣብ ስዊዘርላንድ ጄኔቫ እናተኻየደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ወፃኢ ሎጂስቲክስ ንምቕናስ በዝተሰርሐ ስራሕቲ 2 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ወፃኢ ከምዝደሓነ ተገሊፁ Desta May 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ወፃኢ ሎጂስቲክስ ንምቕናስ በዝተሰርሐ ስራሕቲ 2 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ወፃኢ ከምዘድሓነ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ገሊፁ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ሻድሻይ ዙር ቀዳማይ ዘበን ስራሕ መበል ዓስራይ…