Fana: At a Speed of Life!

ካብ እዚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዝተመሓላለፈ መተሓሳሰቢ

ኣብ ሰሜን ሸዋ፤ ደቡብ ወሎን፤ ዞባታት ብሄረሰብ ኦሮሞ ኣብ ከባቢታት ሰሜን ወሎ እትርከቡ ኩሉኹም ሀ/ ንዕጡቓት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ምስ ካልኦት ሓይልታት ፀጥታ ብዝገበርዎ ልዑል መጥቃዕቲ ፀላኢ ናብ ዝኣትዎ ስኢኑ ኣብ ቅልውላው ይርከብ። ዝከአሎ ጉሒሉ፤ ዘይከኣሎ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ናብ ግንባር ምውፋሮም ንህዝቢ ዓፋር ዓብይ መልእኽቲ ኣለዎ – ኢ/ር አይሻ መሓመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ናብ ግንባር ምውፋሮም ንህዝቢ ዓፋር ዓብይ መልእኽቲ ከምዘለዎ ሚኒስትር መስኖን ከባብታት ቆላን ኢንጂነር አይሻ መሓመድ ተዛሪበን፡፡ እተን ሚኒስትር "ሃገር ናይ ምድሓን ፃዊዒትን ቓልሲ ዓፋርን "ኣብ ዝብል ርእሰ ጉዳይ…

ኣካዳሚ ኣመራርሓ ልህቀት ኣፍሪካ ንሰራዊት ምክልኻልን ዝተመዛበሉ ዜጋታትን ልዕሊ 15 ሚሊየን ዝግመት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካዳሚ ኣመራርሓ ልህቀት ኣፍሪካ ንሰራዊት ምክልኻልን ዝተመዛበሉ ዜጋታትን ዝውዕል ልዕሊ 15 ሚሊየን ዝግመት ሓገዝ ገይሩ። እቲ ኣካዳሚ 10 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም ፍርናሻት፣ ኣንሶላን ካልኦት ናውቲን ከምኡ እውን 4 ሚሊየን ብር…

ፀላኢ ተሳዒሩ እዩ፤ ቀፃሊ ስራሕትና ንፀላኢ ምብታንን ምድምሳስን እዩ ዝኸውን – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ፀላኢ ተሳዒሩ እዩ፤ ቀፃሊ ስራሕትና ንፀላኢ ምብታንን ምድምሳስን እዩ” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ተዛሪቦም። ሐዚ ዘጋጠመና ፀላኢ ዝዘርፍ፣ ዝሰርቕ፣ ዝደፍር፣ ንደቂኣንስትዮ ክብሪ ዘየብሉን ገዛእ-ርእሱ ኣዋሪዱ ንዓና እውን ከዋርድ ዝደሊ…

ምክትል ሊቀመንበር ሪፐብሊካን ኮሎራዶ ናብ ምንቅስቓስ #ይኣክል ተፀምቢረን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ካብ ዘለዋ ምክትል ሊቀመንበር ሪፐብሊካን ኮሎራዶ ፐርሲላ ራሃን፤ መንግስቲ ጆ-ባይደን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝሓዞ ቅዋም ከምዝቃወማ ኣፍሊጠን። እተን ምክትል ሊቀመንበር ምስ ሲቪል ካውንስል ኢትዮጵያ-ኣሜሪካውያን ኣብ ዝገበረኦ ኣኼባ…

ንጉጅለ ህወሓት ዝተሰለፉ ኩሎም ኢዶም ብሰላም ንክህቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ፀዊዖም

ሰበር ዜና! ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር 2014 ዓ.ም፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ንጉጅለ ህወሓት ዝተሰለፉ ኩሎም ኢዶም ብሰላም ንክህቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ተዛሪቦም። ኣብ ግንባር ተረኺቦም ኣብቲ ናይ ፈለማ ግንባር ናይ መወዳእታ ዕድል ዝፈተንዎ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ፤ ኣብ…

ናይ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ናይ ዝተፈላለያ ሃገራት ባጤራ እናራብሑ ዝነበሩ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ናይ ዝተፈላለያ ሃገራት ባጤራ እናራብሑ ዝነበሩ ክልተ ዜጋታተር ወፃኢ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም። ሓደ ካሜሮናዊን ሓደ ኮትዲቧዊን ዜግነት ዘለዎም ውልቀ ሰባት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ወረዳ 2 ኣማዶ ፔንሲዮንን ኣብ…

“ኢትዮጵያ ትፅውዕ ኣላ” ብዝብል መርሃ ግብሪ ልዕሊ 160 ሚሊየን ብር ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሰናዳእነት ምምሕዳር ከተማ ጎንደር ከተማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ “ኢትዮጵያ ትፅውዕ ኣላ” ዝብል መርሃ ግብሪ ምትእኽኻብ እቶት ልዕሊ 160 ሚሊየን ብር ተኣኪቡ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ በዓል ሃፍቲ ወርቁ ኣይተነው 50 ሚሊየን ብር፣ ጎመጁ…

ንሰራዊት ምክልኻል ኣጋርነት ምርኣይ ግቡእና ኢዩ – ነበርቲ ከተማ ሰመራን ሎጊያን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ምስ ፀላኢ ብጅግንነት ብምቅላስ ህይወቱ እናገበረ ንሕና ድማ ወገናዊ ኣጋርነትና ብተግባር ምርኣይ ግቡእና ኢዩ” ኢሎም ኣብ ክል ዓፋር ነበርቲ ከተማታት ሰመራን ሎጊያን። ኣብታ ከተማ ዝነብሩ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ንስድራ…

ገደብ ሰዓት እቶ እቶ ንኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ከምዘይምልከት እዚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ ዘመሓላለፎ መምርሒ ኣብ ሓደሓደ ከባቢታት ዝተነበረ ገደብ ሰዓት እቶ እቶ ንኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ከምዘይምልከት ኣፍሊጡ። ንኹሎም ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ከምዘይምልከት ተፈሊጡ፤ ኢንዱስትሪታት ካብ ወትሩ ዝተፈለየ ኣድላዪ…