“ምብርኻት ፈተናታት ካብ ጉዕዞ ብልፅግና ደው ኣየብሉናን” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ድሬዳዋ ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ̋ኣብ ድሬዳዋ ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ድህረ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ መድረኽ “ምብርኻት ፈተናታት ካብ ጉዕዞ ብልፅግና ደው ኣየብሉናን” ብዝብል መሪሕ ቃል ይካየድ ከምዘሎ ተገሊፁ።
ኣብቲ መድረኽ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ እቲ…