ማሕበረሰብ ዓለም መንግስቲ ዝገበሮ ምቹው ኩነታት ብምጥቃም ናብ ትግራይ ዝለኣኽ መጠን ሓገዝ ከብ ከብሎ ይግባእ-መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ክልተ መዓልታት ምግብን ነዳድን ዝፀዓና 50 ተሽከርከርቲ ካብ ሰመራ ናብ ተግራይ ምልኣኸን ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ።
ኣብ መግለፂኡ፥ መንግስቲ ኣብ ትግራይ ሓገዝ ንዘድሊዮም ዜጋታት ደገፍ ብግቡእ መገዲ ንክበፅሕ መእንቲ ውሳነ…