ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ኢሬቻ ሕውነት ብሄር ብሄረሰባት ዝተረጋገፀሉ ኢዩ – ኣይተ ከበደ ዴሲሳ Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ ሕውነት ብሄር ብሄረሰባት ዝተረጋገፀሉ በዓል ከምዝኾነ ኣካቢ ኮሚቴ ምኽባር በዓል ኢሬቻ ኣይተ ከበደ ዴሲሳ ገሊፆም። ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ስንቂ ብምቕባልን እቲ በዓል ብሰላም ንኽዛዘም፣ ኣኽሪ እቲ በዓል ህዝቢ ኦሮሞ ይኹን ካልኦት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ብሰላም ንኽኽበር ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ኣመስጊኖም Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ መልእኽቲ ምስጋና ኣመሓላሊፎም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ መልእኽቶም፥ “በዓል ኢሬቻ ሕውነታዊ ክብርታቱን ዕቤት ህዝቢ ኦሮሞን ብዘርኢ መልክዑ ብሰላም ምዝዛሙ ንፈጣሪ ብምምስጋን ዝተሰመዐኒ ሓጎስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከተማ ቢሾፍቱ ኣጋይሽ በዓል ኢሬቻ ሆራ ኣርሰዴ ትቕበል ኣላ Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማ ቢሾፍቱ ፅባሕ ንዝኽበር በዓል ኢሬቻ ሆራ ኣርሰዴ ንምኽባር ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እታ ሃገር ዝመፅኡ ኣጋይሽ ትቕበል ኣላ። ተዘዋዊርና ዘዘራረብናዮም ኣኽበርቲ እቲ በዓል፥ ተምሳሌት ሰላም፣ ፍቕሪን ሓድነትን ዝኾነ በዓል ኢሬቻ ብባህላዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኸበረ በዓል ኢሬቻ እዚ ዓመት ክብርታቱ ብዘሓለወ መልክዑ ተኸቢሩ ብሰላም ተዛዚሙ – ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን። እተን ከንቲባ፥ በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ብሰላም ንኽዛዘም ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ኣካላት ፀፅታ፣ ዕዱማት እቲ በዓልን ነበርቲ ከተማ ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ሹመት ኣፈፀምቲ ኣካላት ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው ዘቕረቡዎም ኣፈፀምቲ ኣካላት ብቤት ምኽሪ እቲ ክልል ኣፅቑ። እቲ ቤት ምኽሪ ብ10 ተቓውሞ 3 ድምፀ ተኣቅቦ ብድምፂ ብልጫ ኢዩ ኣፅዲቑዎ። ብመሰረት እዚ፡- 1ኣይተ ጥላሁን ከበደ ተፀዋዒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ካብ ዘጋጠማ ፀገም ንኽወፅእ ክንፅሊ ኢና – ሃደ ሲንቄ ሃንድሪ ቃበቶ Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃደ ሲንቄ ሃንድሪ ቃበቶ በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ንምኽባር ካብ ዞባ ኣርሲ ወረዳ ኮኮሳ ዝመፅኣ ኢየን። ኢሬቻ ደቂ ኣንስትዮ ከም ደቂ ተባዕቲዮ ናብ ኣደባባይ ወፂአን ዝምረቓሉ ስለዝኾነ፥ ብፍሉይ ከምዝሪአኦ ተዛሪበን። ፈጣሪ ንደቂ ሰባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ 25 ውዳበታት ቢሮ ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ዙር መስራቲ ጉባኤ ዘካየደ ቤት ምኽሪ ክልል ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ደቡብ ኣወዳድባ፣ ስልጣንን ተግባርን ኣፈፀምቲ ኣካላት መንግስቲ እቲ ክልል ንምውሳን ዝወፅአ ረቂቕ ኣዋጅ መርሚሩ ኣፅዲቑ። እቲ ውዳበ መፅናዕቲ ኣዋጅ ቤት ዕዮታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ልኡኻት ሰላም ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ምረቓ ልኡኻት ሰላም ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጂማ ተሳሊጡ። ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝተውፃእፅኡ ኣብ ሰላም፣ ፍቕሪን ክብሪን ሃገርን ተግባር ወለንታን ን45 መዓልቲታት ስልጠና እናወሰዱ ዝፀንሑ ሰባት ኢዮም ሎሚ መዓልቲ ተመሪቖም ዘለዉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ሞያ ስነ-ምግባር ፖሊስ ወፃእ ድብደባ ዝፈፀሙ ኣባላት ፖሊስ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሞያ ስነ-ምግባር ፖሊስ ወፃእ ኣብ ልዕሊ ሓንቲ ውልቀ ሰብ ድብደባ ዝፈፀሙ ኣባላት ፖሊስ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም ምርመራ እናተገበረሎም ከምዝርከብ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ኣብ ክፍለ ከተማ ወረዳ 2 ፍሉይ ሽሙ ከባቢ ሚኪኤል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ሆራ ፊንፊኔ ኢሬቻ ብሰላም ከምእተዛዘመ ምምሕዳር ከተም ኣድስ ኣበባ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኸበረ በዓል ሆራ ፊንፊኔ ኢሬቻ ብዘይ ምንም ፀገም ፀፅታ ብሰላም ከምእተዛዘመ ከንቲባ ምምሕዳር ከተም ኣድስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ እቲ በዓል ብዝምልከት ንጋዜጠኛታት መግለፂ ዝሃባ እተን ከንቲባ፥ እቲ በዓል…