ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቡ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ ዝተፈላለዩ ሽመታት ኣፅዲቑ። ኣይተ ግርማ የሺጥላ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ ኮይኖም እንትሽየሙ፥ ኣይተ ሞላ መልካሙ ሓላፊ ዘፈር ፖለቲካ እቲ ቤት ፅሕፈት ኮይኖም ተሸይሞም፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ኣይተ ፍሰሃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምኽባር ድሕንነትን ጥቕሚን ዜጋታት ኢትዮጵያ ኣድላዪ ሓገዝ ክንገብር ኢና – ባህሬን Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምኽባር ድሕንነትን ጥቕሚን ዜጋታት ኢትዮጵያ ኣድላዪ ሓገዝ ከምዝገብሩ ሚኒስቴር ጉዳያት ወሽጢ ዓዲ ባህሬን ሼክ ናስር ቢን ኣብዱለራህማን ኣልካልፋ ገሊፆም። መራሒት ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ኢትዮጵያ ኣብ ባህሬን ኣምባሳደር ጀማል በከር ምስ ቀዋሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ድምፂ ሂበን Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ወይዘሮ ኣዲስኣለም በዛብህ ድምፂ ሂበን። እተን ኣፈ ጉባኤ ኣብ ወረዳ ኣበኮር ሸኪብ ጣቢያ መረፃ ማእኸል መናእሰይ ተረኺበን ድምፀን ዝሃባ እንትኾና፥ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ናይ ምትእኽኻብ ወፍሪ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣብታ ሃገር ዝተወለዐ ፀገም ሓገዝ ንዘድሊዮም ዜጋታት ዝኸውን ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምትእኽኻብ ወፍሪ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዘካየዶ ወራርን ብዝፈፀሞ ጥፍኣትን ዝበፅሐን እናበፅሐ ዝርከብን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጅግንነት ንደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያን ንቡር መግለፂአን ኢዩ – ሜ/ጀ ጥሩዬ ኣሰፌ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይሬክተር ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ምክልኻል ፌዴሪኢ ሜጀር ጀነራል ጥሩዬ ኣሰፌ ኣብ ግምባር ወሎ ምስ ዝርከባ ደቂ ኣንስትዮ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ተዛቲየን። እቲ ዘተ ኣብቲ ግምባር ዝርባ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ኣፈፃፅማ ልኡኽቶ ንዘርአየኦ ጥንካረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልላት ሃረሪ፣ ሶማሌን ደቡብን ዝካየድ መረጻን ህዝበ ውሳነን ብሰላም ይሳለጥ ኣሎ – ብርቱካን ሚደቅሳ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልላት ሃረሪ፣ ሶማሌን ደቡብን ዝካየድ መረጻን ህዝበ ውሳነን ብሰላም እናተሳለጠ ምዃኑ ኣካቢት ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ብርቱካን ሚደቅሳ ገሊፀን። 14 ሰነ ዝተኻየደ ሃገራዊ መረፃ ምስ ሰላምን ድሕንነትን ተተሓሒዙ ክካየድ ኣብ ዘይከኣለሎም ክልላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደስታ ሊዳሞ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኮይኖም ተሾይሞም Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሊዳሞ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ገይሩ መሪፁ። ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ 6ይ ዙር 1ይ ስሩዕ ጉባኤኡ እናካየደ ይርከብ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ጉባኤኡ ንኣይተ ደስታ ሊዳሞ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕፁይ ዶክተር ጌታቸው ጀበር ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኮይኖም ተሾይሞም Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽ ክልል ኣምሓራ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ምጥያሽ መንግስቲ ንሕፁይ ዶክተር ጌታቸው ጀበር ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ገይሩ ከምዝሾሞም ኣሚኮ ፀብጺቡ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኡመድ ኡጅሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኮይኖም ተሾይሞም Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽ ክልል ጋምቤላ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ምጥያሽ መንግስቲ ንኣይተ ኡመድ ኡጅሉ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ገይሩ መሪፁ። እቶም ርእሰ ምምሕዳር፥ ብፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እቲ ክልል ኣቢለን ቃለ ማሕላ ፈፂሞም። ብብስራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ኣብ 6ይ መስራቲ ጉባኤኡ ሓደሽቲ ሕፁያት ኣካላት ኣፈፀምቲ ስራሕ ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ኣብ 6ይ መስራቲ ጉባኤኡ ሓደሽቲ ኣካላት ኣፈፀምቲ ስራሕ ኣፅዲቑ። እቶም ኣፈፀምቲ ስራሕ ብርእሰ ምምሕዳር ዶክተር ይልቃል ከፍኣለ ቀሪቦም እቲ ቤት ምኽሪ ኣፅዲቑዎ፡፡ ብመሰረት እዚ፦ ሕፁይ ዶክተር ጌታቸው ጀበር…