ብሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዝውሰድ ዘሎ መጥቃዕቲ ነቲ ጉጅለ ራዕዲ ብምድኻም ዓወት ብቐሊሉ ንምሕፋስ ዝሕግዝ ኢዩ- ብርጋዴር ጀነራል ካሳዬ ጨመዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዝውሰድ ዘሎ መጥቃዕቲ ምንቅስቓስ እቲ ጉጅለ ራዕዲ ብምድኻም ዓወት ብቐሊሉ ንምሕፋስ ዝሕግዝ ኢዩ ክብሉ ነበር ናይ ቀደም ኣባል ሰራዊት ብርጋዴር ጀነራል ካሳዬ ጨመዳ ተዛሪቦም።
እቲ ሓይሊ ኣየር ልክዕ ከምናይ ትማሊ ኣብ ልዕሊ…