Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተወዳደርቲ 3000 ሜትሮ መሰናክል መቅደስ ኣበበን ዘርፌ ወንድማገኝን ንፍፃመ ውድድር ሓሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣  25 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቶኬዮ 2020 ኦሎምፒክ ደቂ ኣንስትዮ  ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተወዳደርቲ 3000 ሜትሮ መሰናክል መቅደስ ኣበበን ዘርፌ ወንድማገኝን ንፍፃመ ውድድር ሓሊፈን። መፃረይ ዝሓለፋ ክልቲአን ኣትሌታት መፃኢ ዕለተ ረቡዕ ኣብ ዝካየድ  ውድድር ፍፃመ …

ካብ ዝተፈለለዩ ከባቢታት ምዕራብ ጎጃም ፃውዒት ክተት ብምቕባል ናብ ወፍሪ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣  25 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈለለዩ ከባቢታት ምዕራብ ጎጃም ፃውዒት ክተት ብምቕባል ናብ ወፍሪ ኣምሪሖም። ኣሸባሪ ጉጅለ ህወሓት ኢትዮጵያ ንምብእታን ዝኸፈቶ ኩይናት ንምምካትን ሉእላውነት ሃገር ንምሕላውን ካብ ዝተፈለለዩ ከባቢታት ምዕራብ ጎጃም ፃውዒት ክተት ብምቕባል…

ኣብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ማእሰርቲ ኬኒያ ዝነበሩ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ማእሰርቲ ኬኒያ ዝነበሩ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ናይሮቢ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጣቢያታት ፖሊስ   ካቱንዱ፣ ኪያምቡ፣ ቲካ፣ ጊጊሪ፣ጁጃን ሩይሩን ተኣሲሮም ዝነበሩ 117 ዜጋታት ምስ ቢሮ ምርመራ…

ኣብ ኦሊምፒክ ቶኪዮ 10 ሺሕ ሜትሮ ተዓወትቲ ንዝኾኑ ኣትሌታት ስነ ስርዓት ሽልማት ሜዳሊያ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኦሊምፒክ ቶኪዮ 10 ሺሕ ሜትሮ ተዓወትቲ ንዝኾኑ ኣትሌታት ስነ ስርዓት ሽልማት ሜዳሊያ ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ። ብመሰረት እዚ ነተ ውድድር ብ27 ደቒቓ 43 ሰከንድን 22 ማይክሮ ሰከንድን ዝዛዘመ ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ንኢትዮጵያ ናይ መጀመሪያ…

ባህጊ ምፍራስ ሃገር ጉጅለ ኣሸባሪ ብዝተሓባበረ ቅልፅም ኢትዮጵያውያን ክውቃዕ ኢዩ-ደቂ ኣኒስቲዮ ክልል ዓፋር

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባህጊ ምፍራስ ሃገር ጉጅለ ኣሸባሪ ብዝተሓባበረ ቅልፅም ኢትዮጵያውያን ክውቃዕ ኢዩ ክብላ ደቂ ኣኒስቲዮ ክልል ዓፋር ገሊፀን። ካብቲ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እቲ ክልል ዝተውፃእፅኣ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ከተማ ሳማራ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይደን። እተን…

ክልል ሲዳማ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ናይ 45 ሚሊየን ብር ብዓይነትን ብርን ደገፍ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ሲዳማ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ናይ 45 ሚሊየን በር ግምት ዘለዎ ብዓይነትን ብርን ደገፍ ገይራ። ዳይሬክተር ዋና ዳይሬክቶሬት ዋና መምርሒ ፋይናንስ ስራ ኣመራርሓ ሕብረት ሎጀስቲክስ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብ/ጀ…

ብጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተቐተሉ ኣባላት ጊዚያዊ ምምሕዳር ዝዝክር ሽምዓ ምብራህ ስነስርዓት ሎሚ ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)ብጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተቐተሉ ልዕሊ 100 ኣባላት ጊዚያዊ ምምሕዳር ዝዝክር ሽምዓ ምብራህ ስነስርዓት ሎሚ ንጉሆ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣደባባይ መስቀል ተኻይዱ። ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ካብ ትግራይ ድሕሪ ምውፅኡ ምስ ጊዚያዊ ምምሕዳር…

ኣብ ሱዳን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ኣብ ልዕሊ ኣሸባሪ ህወሓት ዝውሰድ ስጉምቲ ብምድጋፍ ሰልፊ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሱዳን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ኣብ ልዕሊ ኣሸባሪ ህወሓት ዘውሰድ ስጉምቲ ብምድጋፍ ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም ሰልፈኛታት ኣብ ካርቱም ኣብ ዘካየድዎ ሰልፊ፥ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝግበር ፅዕንቶን ኢድ ኣእታውነትን ወፃኢ ኣጥቢቕና ነውገዝ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ናይ እንኳዕ ደስ በለና መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣  23 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ  ብኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ናይ መጀመሪያ ሜዳሊያ ወርቂ ብምዕዋታ ናይ እንኳዕ ደስ በለና  መልእኽቲ ታሕጓስ ኣመሓላሊፈን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ “እናት ኢትዮጵያ…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ምክትል ፀሓፊ ሰብኣዊ ጉዳያት ውሕመ ማርቲን ግሪፍትስ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣  23 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምክትል ፀሓፊ ሰብኣዊ ጉዳያትን ኣተሓባባሪ ሓገዝ ህፁፅ ግዜን ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ማርቲን ግሪፍትስ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ውሕመ ካብ 1984 ዓ.ም . ፈ. ጀሚሩ…