ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባህሬን ኣብ ትግራይ ዘሎ ምንቅስቓስ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ከምዝኾነ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት 30 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባህሬን ኣብ ትግራይ ዘሎ መንቅስቓስ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ከምዝኾነ ገሊፃ። ጄነራል ቆንስል ቤት ፅሕፈት ጀኔራል ቆንስላ ፌዴሪኢ ኣብ ባህሬን ኣምባሳደር ጀማል በክር ምስ ሓጋዚ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ዶክተር ሻይካ ራና ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓመት ልዕሊ 3 ሚሊየን ኩንታል ፍርያት ህብ ኢዩ ዝተብሃለ ፋብሪካ ሽኮር በለስ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ንመዝዛም ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓመት ልዕሊ 3 ሚሊየን ኩንታል ፍርያት ህብ ኢዩ ዝተብሃለ ፋብሪካ ሽኮር በለስ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ንመዝዛም እናተሰርሐ ምዃኑ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ሽኮር ኢትዮጵያ ኣይተ ወዮ ሮባ ኣፍሊጡ። እቲ ፋብሪካ ቅድሚ ሸውዓተ ዓማውቲ ልዕሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ስኮትላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ልዕሊ 471 ዶላር ድጋፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ስኮትላንድ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ እዋን ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ሰብኣዊ ሓገዝ ንምቕራብ ልዕሊ 471 ዶላር ሓገዝ ዕላዊ ገይሩ። መሰረቶም ስኮትላንድ ብዝገበሩ ትካላት ተራድኦ ኣቢሉ ኣብ ክልል ትግራይ ህፁፅ ሰብኣዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ ምርጫ ቀፃሊ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ምርጫ ንዝዕዘቡ ሃገር በቆል ትካላት ስቪክ ማሕበራት ስልጠና ሂቡ Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ቀፃሊ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ምርጫ ንዝዕዘብ ማመልከቻ ንዘእተዉን ቀዳማይ ዙር ንዝሓለፉን ሃገር በቆል ትካላት ስቪክ ማሕበራት ስልጠና ሂቡ። እቲ ስልጠና ዝተፈላለዩ ክፍሊታት ዘለዎ እንትኸውን፥ ዓለም ለኸዊ ተመክሮ ብዝወነኑ ሰብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ መተከል ዝተፈጠረ ፀገም እቲ ጁንታ ህንፀት ህዳሰ ግድብ ንምትእጉጓል ምስ ሓይሊታት ጥፍኣት ተዋዲዱ ብምስርሑ ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት 30፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ መተከል ዝተፈጠረ ፀገም እቲ ጁንታ ህንፀት ህዳሰ ግድብ ንምትእጉጓል ምስ ሓይሊታት ጥፍኣት ተዋዲዱ ብምስርሑ ከምዝኾነ ዋና ኣተሓባባሪ ዝተዋደደ ገብረ ሓይሊ ዞባ መተከል ሌተናል ጄኔራል አስራት ዴኔሮ ገሊፆም። ኣብቲ ዞባ ነበርቲ ጉባ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኣሜሪካ ሙሉእ ብሙሉእ ዝተኸተቡ ሰባት ብዘይ መሸፈኒ ክራኸቡ ተፈቒዱሎም Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ሙሉእ ብሙሉእ ዝተኸተቡ ሰባት ብዘይ መሸፈኒ ክራኸቡ ከምዝተፈቐደሎም ተገሊፁ። ማእኸል ምቁፅፃር ሕማማት ኣመሪካ (ሲዲሲ) ከመዝበሎ፥ ሙሉእ ክታበት ዝወሰዱ ኣመሪካውያን ብውሱን ናብ ንቡር ምንቅስቓስ ክምለሱ ኢዮም። እቲ መምርሒ፥…
ቢዝነስ ዘይግቡእ ወሰኽ ዋጋ ኣብ ልዕሊ ዝገበሩ ክልተ ኢንዱስትሪታት ስጉምቲ ተወሲዱ Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘይግቡእ ወሰኽ ዋጋ ኣብ ልዕሊ ዝገበሩ ክልተ ኢንዱስትሪታት ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ቤት ዕዮ ኣይተ እሼቴ ኣስፋው፥ እቲ ስጉምቲ ኣብ ልዕሊ ክልተ ፋብሪካታት ቢራ ከምዝኾነ ገሊፆም። እቶም…
ስፓርት ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ን25 ተፃወትቲ ፃውዒት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ውበቱ ኣባተ ኢትዮጵያ ብኣሳዳእነት ካሜሩን ንዝካየድ መፃረዩ ፅዋዕ ኣፍሪካ ምስ ማዳጋስካርን ኮትዲቯርን ንዘለዋ ፀዋታ ን25 ተፃትቲ ፃውዒት ገይሮም፡፡ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቤት ማእሰርቲ የመን ብዝበፅሐ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ብዙሓት ኢትዮጵያውያን ህይወቶም ሓሊፉ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤት ማእሰርቲ የመን ብዝበፅሐ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ብዙሓት ኢትዮጵያውያን ህይወቶም ከምዝሓለፈ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቓል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሃቡዎ ሰሙናዊ መግለፂ፥ በቲ ሓደጋ ህይወቶም ዝሓለፉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወተሃደር ሱዳን ዶብ ሓሊፉ ምእታው ድሌት ህዝቢ ሱዳን ከይኾነን ኣጀንዳ ካልእ ኣካል እዩ-ኣይተ ታገሰ ጫፎ Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ወተሃደር ሱዳን ዶብ ኢትዮጵያ ሓሊፉ ምእታው ድልየት ህዝቢ ሱዳን ከይኾነስ ኣጀንዳ ካልእ ኣካል እዩ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ተወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። እቶም ኣፈ ጉባኤ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ወፍሪ ሕጊ ምኽባር ኣብ ዝነበረትሉ…