ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ኦሮሞ ኣዲስ ኣበባ በዓል ኢሬቻ ብዝምልከት ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ኦሮሞ ኣዲስ ኣበባ ብዛዕባ ኣከባብራ በዓል ኢሬቻ ብዝምልከት ተዛቲየን።
እተን ምክትል ከንቲባ ኣብቲ እዋን ዘተ ከምዝበለኦ፥ በዓል ኢሬቻ ተምሳሌት ሰላም፣…