ዶ/ር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ብቕልጡፍ ንኽሕሾም ዘለዎም ትምኒት ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ካብ ዝተትሓዙዎ ቫይረስኮሮና ብቕልጡፍ ንኽሕሾም ዘለዎም ትምኒት ገሊፆም።
ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ብቫይረስ ኮሮና ምትሓዞም ስዒቡ፥ እቶም ቀዳማይ…