ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝነበሩ ተጋሩ ይዘተ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝነበሩ ተጋሩ ይዘተ ምህላዉ ተገሊፁ። ዕላማ እቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ምኽባር ሕጊን ኣብዚ ሐዚ እዋን ዝሳለጥ ዘሎ ነቲ ክልል መሊስካ እግሪ ናይ ምትካል ስራሕቲን ግደ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 300 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Dec 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕን 867 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 300 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጃንሜዳ ኣብ ዝቕፅሉ ክልተ ሰሙናት ናብ ንቡር ኣገልግሎቱ ከምዝምለስ ወ/ሮ ኣዳነች ገሊፀን Gebremariam Weldegerima Dec 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጃንሜዳ ኣብ ዝቕፅሉ ክልተ ሰሙናት ናብ ንቡር ኣገልግሎቱ ከምዝምለስ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣበቤ ገሊፀን። ኣመራርሓ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ መናእሰይ፣ ቤተሰብ ስፖርትን ኣርቲስታትን ብምዃን ኣብ ጃንሜዳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 90 ኢትዮጵያውያን ካብ ሊባኖስ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Dec 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)90 ኢትዮጵያውያን ካብ ሊባኖስ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ካብ መንጎ እቶም ናብ ሃገሮም ዝተመለሱ እቶም 10 ህፃናት ከምዝኾኑ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። እቶም ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ግሎባል ኣሊያንስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወናኒ ኣውራምባ ታይምስን ጋዜጠኛን ዳዊት ከበደ ብዝተተርጠረሉ ገበን ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ ተኻቲዑ Gebremariam Weldegerima Dec 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ወናኒ ኣውራምባ ታይምስን ጋዜጠኛን ዳዊት ከበደ ባህታ ብዝተተርጠረሉ ገበን ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ ተኻቲዑ። መርማሪ ፖሊስ ቅድሚ ሕዚ ብዝተውሃቦ 13 መዓልቲ እዋን ምርመራ ኣብ ልዕሊ ተጠርጣሪ ዝገበሮ ምርመራ ንመጋባእያ ኣቕሪቡ። ዝተፈላለዩ ፅቡቕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ልዕሊ 2 ሺሕን 700 ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ኲናት ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Dec 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፈ ሓደ ወርሒ ልዕሊ 2 ሺሕን 700 ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ኲናት ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ምስ ፖሊስ ፌደረራልን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ብምውዳድ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ህወሓት እናተወሰደ ዝርከብ ስጉምቲ ዳግም ከምዘየንሳዕርር መልክዑ ክዛዘም ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፀረ ለውጢ ኣብ ዝኾነ ጁንታ ህወሓት እናተወሰደ ዝርከብ ስጉምቲ ዳግም ከምዘየንሳዕርር ገይርካ ክዛዘም ከምዝግባእ ኣብ ክልል ሲዳማ ዝርከቡ ተወለድቲ ትግራይ ገሊፆም። ምምሕዳር ከተማ ሃዋሳ ኣብታ ከተማ ምስዝነብሩ ተወለድቲ ትጋራይ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 6ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 6ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 6ይ ዓመት 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ፥ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝርከብ መእከቢ ኣዳራሽ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡ ብመሰረት ደምቢ ቁፅሪ ዓንቀፅ 92 ኣሰራርሓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መዓልቲ ፀረ-ፆታዊ መጥቃዕቲ (ፃዕዳ ሪባን) ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima Dec 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብብርኪ ዓለም ንመበል 29 ግዘ ብኢትዮጵያ ድማ ንመበል 15 ግዘ ዝኽበር በዓል መዓልቲ ፀረ-ፆታዊ መጥቃዕቲ (ፃዕዳ ሪባን) ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ ተኸቢሩ። ኣብቲ በዓል ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ፣ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ናብ ጊኒ ኣቲየን Gebremariam Weldegerima Dec 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ትማሊ ምሸት ናብ ጊኒ ኣቲየን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ጊኒ ከተማ ኮናክሪ እንትበፅሓ ድማ ፕሬዚዳንት ጊኒ ኣልፋ ኮንዴ ኣቀባብላ ገይሮምለን፡፡ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ናብ ጊኒ ዘቕነዓ፥ ኣብ በዓል ሽመት…