ስፓርት መበል 24 ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤ ፎዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ የሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 24 ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤ ፎዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ የሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ኣብ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም፣ ፅብፃብ ኦዲት ወፃኢ፣ ኣብ ስትራቴጂክ ትልሚ ዝቕፅሉ ሸሞንተ ዓመታትን ትልሚ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቤልጂምን ብሉምበርግን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ሓገዝ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ቤልጂምን ብሉምበርግን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ልዕሊ ብር 799 ሓገዝ ገይሮም። ኣብ ቤልጂምን ብሉምበርግን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ትማሊ ኣብ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕጊ ዘየኽሩ 812 ትካላት ንግዲ ፍቓድ ንግዶም እንትስረዝ 40 ሺሕን 823 ትካላት ድማ ተዓሺጎም Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ሕጊ ዘየኽሩ ትካላት ንግዲ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። በዚህም በአምስት ወራቱ ህግን ያላከበሩ 812 የንግድ ተቋማት የንግድ ፈቃዳቸው እንደተሰረዘ ገልፀዋል ስለዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ናብ ኮትዲባር ኣቲየን Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ናብ ኮትዲባር ኣቲየን። ፕሬዚዳንቷ በኮትዲቯሩ ፕሬዚዳንት አላሳኔ ኦታራ በአለ ሲመት ላይ ለመገኘት ነው ወደ ስፍራው ያመሩት፡፡ እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ኣቢጃን እንትኣትዋ ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ሃማድ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቀዳማይ ሚኒስትር ኢስዋቲኒ ብቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኢስዋቲኒ ኣምብሮሲ ድላሚኒ ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ህይቶም ከምዝሓለፈ መንግስቲ እታ ሃገር ገሊፁ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ቅድሚ ከባቢ ሓደ ወርሒ ብቫይረስ ኮሮና ከምዝተትሓዙ ገሊፆም ኣብ ፅቡቕ ኩነታት ከምዝርከቡ ገሊፆም ነይሮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ እናተኻየደ ዝነበረ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ተዛዚሙ ኢዩ – ኣምባሳደር ዶ/ር ትዝታ Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ ፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝወሰዶ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ብዓወት ከምዝተዛዘመ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ዶክተር ትዝታ ሙሉጌታ ገሊፆን። እተን ኣምባሳደር ምስ ዩናይትድ ኒውስ ኦፍ ኢንዲያ ኣብ ዝነበረንፃንሒት፥ ወፍሪ ምኽር ሕጊ ተዛዚሙ ዜጋታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ከተማ መቐለ ብምርካብ ምስ ላዕለዎት ጦር መኮንናት ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ ፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ከተማ መቐለ ብምርካብ ምስ ላዕለዎት ጦር መኮንናት ተዛቲዮም። ቀዳማይ ሚኒስትረ ኣቢይ ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ሰራዊት ምክልኻል ብዝሃቀኖ መሰረት እቲ ኲናት ከምዝዛዘሞን ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ከይዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ማእኸል በቲ ጁንታ ተሓቢአን ዝነበራ ልዕሊ 140 ተሸከርከርቲን ቡምባታትን ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ታሕሳስ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ማእኸል ወረዳ የጭላ ኣብ ሓደ ቦታ ብጁንታ ተሓቢአን ዝነበራ ልዕሊ 140 ከበድቲን ቀለልቲን ተሸከርከርቲን ዝተፈላለዩ ቡምባታትን ሓዊሱ ብዙሓት ተተኮስቲ ከበድቲ መሳርሒታት ሰራዊት ምክልኻል ብዝገበሮ ዳህሳስ ተረኺቦም። ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተከዘ ዝኾነ ይኹን ዓይነት ጉድኣት ከምዘይበፅሖ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተከዘ ዝኾነ ይኹን ዓይነት ጉድኣት ከምዘይበፅሖን ሓይሊ ኣብ ምፍልፋል ከምዝርከብን መካየዲ ስራሕ እቲ ጣቢያ ገሊፆም። መካየዲ ስራሕ እቲ ጣቢያ ኢንጂነር ከማል ኣሕመድ ኣብቲ ቦታ ንዝተረኸቡ ጋዜጠኛታት ከምዝገለፁዎ፥ መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ገበነኛ ጉጅለ ናብ ሕጊ ናይ ምቕራብ ስራሕ ከምዝቕፅል ቀ/ሚ ኣቢይ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ትማሊ ድሕሪ ሰዓት ኣብ ከተማ መቐለ ተረኺቦም ምስ ኣዘዝቲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥…