ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ልደቱ ኣያሌው 30 ሺሕ ብር ውሕስና ብምትሓዝ ንክወፅኡ ቤት ፍርዲ ኣዚዙ Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኢሮሚያ ምብራቕ ምድብ መጋባእያ ገበን፥ ኣይተ ልደቱ ኣያሌው 30 ሺሕ ብር ውሕስና ብምትሓዝ ንክወፅኡ ኣዚዙ። እቲ ቤት ፍርዲ ዓቃቤ ሕጊ ኣብ ዘመሓየሾ ካልኣይ ክሲ ኣይተ ልደቱ ዘቕረብዎ ሕቶ ዋሕስ ተቐቢሉ። ብመሰረት እዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መደቀሲ ሴኮቱሬ 2 ቡምባ፣ 17 ሽጓጉጥን ካልኦት መሳርሒታት ኲናትን ከምዝተረኸቡ ሰብኣይ ጓሉ ንመጋባእያ ኣረዲኡ Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ መንበሪ ሰብኣይ ጓሉ ንሴኮቱሬ ኣብነት ኃይሉሸዋ፥ ብተፍቲሽ ዝተረኸበ 2 ቡምባ፣ 17 ሽጓጉጥን ካልኦት መሳርሒታት ኲናትን ሴኮቱሬ ኣብ መደቀሲኡ ዘቐመጦ እንበር ናተይ ኣይኮነን ክብል ተኸራኺሩ። እቲ ተጠርጣሪ ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ ፌዴራል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኢትዮጵያ ኣብ ልዑል ጎዳና ዕብየት ንክትጓዓዝ ዘኽእል ብሄራዊ ትልሚ 10 ዓመት ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 02 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኢትዮጵያ ኣብ ልዑል ጎዳና ዕብየት ንክትጓዓዝ ዘኽእል ብሄራዊ ትልሚ 10 ዓመት ኣፅዲቑ። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ፥ እቲ ትልሚ ኣብ ህንፀት ሰላምን ትካላዊ ህዳሰን ዘተኩሩ 10 ዓምዲታት ከምዘለውዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ኮማንዶ ፖሊስ ፌዴራል ጉጅለ ህወሓት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ባዶ 6 ንዘይሕጋዊ ተግባር እንትጥቀመሎም ዝነበረ ክዳውንቲን ናውቲን ኣወጊዱ Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኮማንዶ ፖሊስ ፌዴራል ኣብ መቐለ ዝርከብ ቤት ማእሰርቲ ባዶ 6 ኣብ ዝገበሮ ዳህሳስ ጉጅለ ህወሓት ንዘይሕጋዊ ተግባር እንትጥቀመሎም ዝነበረ ክዳውንቲን ናውቲን ኣወጊዱ። እተ ቦታ ዘይሕጋዊ ቤት ማእሰርቲን መግረፍቲን ዝፍፀመሉ ከምዝነበረ ምክትል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዶብ ተሻገርቲ ገናሕቲ መኪናን ሓገዝቶምን ምስ ኮቪድ-19 ብዝተተሓሓዘ ኢንሹራንስ ህይወት ከምዝእተወሎም ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ንዶብ ተሻገርቲ ገናሕቲ መኪናን ሓገዝቶምን ምስ ኮቪድ-19 ብዝተተሓሓዘ ኢንሹራንስ ህይወት ከምዝእተወሎም ሚኒስቴር ትራንስፖርት ገሊፁ። እቲ ኢንሹራንስ ህይወት ኣብ ቀረባ እዋን ተግባራዊ ከምዝግበርን ብሰብ ዋናናን ኩባኒያታትን ብዝኽፈል መጠን ኣርቦን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ክልል ትግራይ ድሕንነት ዜጋታት ንምሕላውን ተቓላዕቲ ንዝኾኑ ክፋላት ማሕበረሰብ ሰብኣዊ ደገፍ ንምቕራብን ብቑርፀኝነት ይሰርሕ ኣሎ… Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ክልል ትግራይ ድሕንነት ዜጋታት ንምሕላውን ተቓላዕቲ ንዝኾኑ ክፋላት ማሕበረሰብን ሰብኣዊ ደገፍ ንምቕራብ ብቑርፀኝነት ይሰርሕ ምህላዉ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚሚኒስቴር ኣፍሊጡ። መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ካብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት መፅሄት ታይምስ ንጆ ባይደንን ካማላ ሃሪስን ብሉፃት ሰባት እዚ ዓመት ኢሉ ረቚሑዎም Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መፅሄት ታይምስ ንምሩፅ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደንን ምክትሎም ካማላ ሃሪስን ዝበለፁ ሰባት ዓመተ 2020 ብምባል ረቚሑዎም። ንዲሞክራትስ ወኪሎም ኣብ መረፃ ኣመሪካ ተወዳዲሮም ዝተዓወቱ ጆ ባይደንን ካማላ ሃሪስስ፥ ምስ ላዕለዋይ ተመራማሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ምብራቕ ጎጃም ወረዳ ጎንቻ ሲሶ እነሴ ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ 6 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዞባ ምብራቕ ጎጃም ወረዳ ጎንቻ ሲሶ እነሴ ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ 6 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም እቲ ሓደጋ ካብ መካነ ሰላም ናብ ኣዲስ ኣበባ ለይቲ ሰዓት 8 ሰባት ኣሳፊሩ ኣብ ምጉዓዝ ዝነበረት ዶሊፊን ዝዓይነታ ተሽከርካሪት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ወረዳ ኦፍላ ዝርከቡ ሓረስቶት ናብ ዕለታዊ ምንቅስቓስ ስራሕ ከም ዝተመለሱ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 02 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ወረዳ ኦፍላ ጣቢያ ሓያሎ ዝነብሩ ሓረስቶት ሰላም ብምንጋሱ ናብ ንቡር ህይወቶም ምምላሶም ገሊፆም። ተዓጠቕቲ ጁንታ ኣብ ውሽጢ መረበቶም ብምምሻጎም ካብ ከባቢኦም ርሒቖም ንምኻድ ተገዲዶም ምንባሮም ኣመልኪቶም። ድሕሪ ኽልተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ኣብ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ድጋፍ ናይ ምብፃሕ ስራሕ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ”ዶክተር ኣብርሃም በላይ Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 02 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ድጋፍ ናይ ምብፃሕ ስራሕ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ላዕለዋይ ኣመራርሓ ብልፅግና ትግራይ ዶ/ር ኣብርሃም በላይ ገሊፆም። ኣፍቲ ክልል ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት እቲ ሓገዝ ምክፍፋል ስራሕቲ ምጅማሩ ተዛዊሪቦም። ኣብዚ ሕዚ…