Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይን ፕሬዚዳንት ኬኒያ ኡሁኑ ኬንያታን ምስ ነበርቲ ከተማ ሞያሌ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚዳንት ኬኒያ ኡሁኑ ኬንያታን ምስ ነበርቲ ከተማ ሞያሌ ተዛቲዮም። እቶም መራሕቲ ምስ ነበርቲ ኣብ ዝነበሮም ዘተ፥ ዶብ ተሳጋሪ መሰረተ ልምዓታት ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ብምምዕባል ቀጠናዊ…

ሌተናል ጄኔራል ኣበባው ታደሰ ገበነኛታት ኣብ ቁፅፅር ምውዓል ብዝምልከት ምስ ኣዘዝቲ ሰራዊት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሌተናል ጄኔራል ኣበባው ታደሰ ገበነኛታት ኣብ ቁፅፅር ምውዓል ብዝምልከት ኣብ መቐለ ምስ ኣዘዝቲ ሰራዊት እቲ ግንባር ተዛቲዮም። ኣብ ክልል ትግራይ ዝተወሰነ ከባቢ ዝተሓብኡ ኣባላት ጉጅለ ህወሓት ሃዲንካ ኣብ ቁፅፅር ንምውዓል ኣብ ዘኽእል ዝርዝር…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይን ፕሬዚዳንት ኬኒያ ኡሁሩ ኬንያታን ናይ ሓባር ጣቢያ ተፍቲሽ ሞያሌ መሪቖም ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚዳንት ኬኒያ ኡሁሩ ኬንያታን ናይ ሓባር ጣቢያ ተፍቲሽ ሞያሌ መሪቖም ከፊቶም። እቶም ቀዳማይ  ሚኒስትር ኣብ ሞያሌ ጣቢያ ተፍቲሽ እንትበፅሑ ፕሬዚዳንት ኬኒያ ኡሁኑ ኬንያታ ኣቀባብላ…

ኣብ ከተማ ኣዳማ ምስ ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ዘተ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓለፍቲ ፓርቲ ብልፅግና ከተማ ኣዳማ ኣብታ ከተማ ምስ ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ዘተ ይግበሩ ኣለዉ። ህዝቢ ትግራይ ልክዕ ከም ኩሉ ኢትዮጵያዊ ንህልውና ሃገር እንትቃለስ ዝፀንሐ ሃገሩ ዝፎቱ ህዝቢ ከምዝኾነ ኣብ ቤት ፅሕፈት…

ኣብ ቤጂንግ ኤምባሲ ኢትዮጵያን ኣብ ጉዋንዡ ቆንስላ ጀነራል ኢትዮጵያን ልኡኻት ምስ ምምሕዳር ክልል ጂያንግዢ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ቤጂንግ ኤምባሲ ኢትዮጵያን ኣብ ጉዋንዡ ቆንስላ ጀነራል ኢትዮጵያን ልኡኻት ምስ ምምሕዳር ክልል ጂያንግዢ ተዛቲዮም። ብኣምባሳደር ፌዴሪኢ ኣብ ቻይና ተሾመ ቶጋ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ዋና ኣመሓዳሪ ዪ ሊያንሆንግ ኢዮም ተዛቲዮም።…

ኢትዮጵያን ኬንያን ዘተኣሳስር ፕሮጀክት መገዲን ጣቢያ ተፍቲሽን ሃዋሳ ሞያሌ ሎሚ መዓልቲ ክምረቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ኬንያን ዘተኣሳስር ኣካል ፕሮጀክት ህንፀት ኮሪደር ሞምባሳ-ናይሮቢ -ኣዲስ ኣበባ ዝኾነ መገዲን ጣቢያ ተፍቲሽን ሃዋሳን ሞያሌ ሎሚ መዓልቲ ክምረቕ ኢዩ። ህንፀት ኮሪደር ሞምባሳ - ናይሮቢ - ኣዲስ ኣበባ ዝኾነን 500 ኪሎ ሜትሮ…

ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጣሊያን ኢማኑዌላ ዴል ሬ ብስልኪ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጣሊያን ኢማኑዌላ ዴል ሬ ብስልኪ ተዛቲየን። እተን ሚኒስትር ኣብ ልዕሊ ጁንታ ህወሓት ዝካየድ ዝነበረ ሕጊ ናይ ምኽባር ተግባር ከምዝተዛዘመን ሰብኣዊ ሓገዝ ብዝምልከት ብዛዕባ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ  531  ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 288 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ  531  ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 114 ሺሕን…

ቀዳማይ ስራሕ መንግስቲ መሰረተ ልምዓታት መሊሱ ምህናፅን ዝተጎድኡ ዜጋታት ምጥያሽ ኢዩ – ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ መሰረተ ልምዓታት መሊስካ ምህናፅን ዝተጎድኡ ዜጋታት ምጥያሽን ቀዳማይ ተግባር መንግስቲ ከምዝኾነ ኣቐባሊ ቃል ዋሕዚ ሓበሬታ ኣዋጅ ክፁፅ እዋን ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ገሊፆም። ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴንን ኮሚሽነር ኮሚሽን…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 26 ሺሕ ናይ ሓባር መንበሪ ኣባይቲ ክሃንፅ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሕዳር፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኤጀንሲ ህንፀትን ዲዛይንን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ልዕሊ 26 ሺሕ ናይ ሓባር መንበሪ ኣባይቲ ከምዘሃንፅ ኣፍሊጡ። እቲ ኤጀንሲ ኣብ ትልሚ በጀት ዓመት ዝሓዞም ተግባራት ኣመልኪቱ ምስ ሰራሕተኛታት እቲ ትካል ዘተ…