ፈፃሚ ስራሕ ካብኔ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ድንጋገ ህፁፅ እዋን ወሲኑ
አዲስ አበባ፣ መጋቢት 17፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ፈፃሚ ስራሕ ካብኔ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ለበዳ ሕማም ኮረና ቫይረስ (COVID-19) ንምክልኻል ድንጋገ ህፁፅ እዋን ወሲኑ።
ብመሰረት ተመሓይሹ ዝወፅአ ሕገ-መንግስቲ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዓንቀፅ 56 ንኡስ ዓንቀፅ 8 ከምኡ…