ስፓርት ኢፕስዊች ታውን ናብ ሻምፒዮን ሺፕ ወሪዳ mizan mekonen Apr 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢፕስዊች ታውን ሳውዛምፕተንን ሌስተር ሲቲን ስዒባ ናብ ሻምፒዮን ሺፕ ምውራዳ ተረገጊፁ፡፡ ሎሚ ዝተካየደ መበል 34 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኢፕስዊች ታውን ብኒውካስል ዩናይትድ 3 ን 0 ተሳዒራ ካብቲ ሊግ ወሪዳ፡፡…
ስፓርት mizan mekonen Apr 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ጀርመን ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ኣዲዳስ ኣዲዜሮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም። ኣብ ውድድር 5 ኪሎ ሜትር ብደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት መዲና ኢሳ ቀዳማይቲ ብምዃን እንትትዕወት ብደቂ ተባዕትዮ ድማ ዮሚፍ ቀጀልቻ ቀዳማይ ብምውፃእ ተዓወትቲ…
ስፓርት ብደቂ ተባዕትዮ 3 ሺሕ ሜትር መሰናክል ኣትሌት ሳሙኤል ፍሬው ተዓዊቱ mizan mekonen Apr 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ.ኤም.ሲ) ብደቂ ተባዕትዮ 3 ሺሕ ሜትር ጉያ መሰናክል ውድድር ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ሳሙኤል ፍሬው ተዓዊቱ፡፡ ኣብ ውድድር ቻይና ዢያሚንግ አትሌት ሳሙኤል ብ 8:05.61 ብምእታው ናይቲ ቦታ ክብረወሰንን ናይዚ ዓመት ርሕቐት ቅልጣፈን ብምምዝጋብ ብልዑል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋይዳ መለለዪ መንነት ንግልጋሎት ፓስፖርት ቅድመ ኩነታት ክኸውን እዩ mizan mekonen Apr 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢሚግሬሽንን ግልጋሎትን ዜግነትን ፓስፖርት ፋይዳ መለለዪ መንነት ቅድመ ኩነታት ብምቕማጥ ምስ ፕሮግራም ብሄራዊ መንነት ብምትሕብባር ንምስራሕ ኣብ ስምምዕነት በፂሑ፡፡ ኢሚግሬሽንን ግልጋሎትን ዜግነትን ዝጀመሮም ስራሕቲ ሪፎርም ብምጥንኻር ካብ 1…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ንህዝቢ ዓለም ብቅንዕናን ሰናይ ስራሕን ኣገልጊሎም – ፕሬዚዳንት ታዬ አፅቀ ሥላሴ mizan mekonen Apr 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ንዝተገፍዑ ድምፂ፣ መዓልቲ ንዝጎደሎም ኣቦ ብምዃን ንህዝቢ ዓለም ብቅንዕናን ሰናይ ስራሕን ኣገልጊሎም እዮም ክብሉ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ አፅቀ ሥላሴ ገሊፆም፡፡ ቤተክርስቲያን ካቶሊካዊት ኢትዮጵያ ርእሰ ሊቃነ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ስነ ስርዓት ቀብሪ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ተፈፂሙ mizan mekonen Apr 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ስነ ስርዓት ቀብሪ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያን ሮማ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ሎሚ ኣብ ሮም ዝርከብ ቤተ-ክርስትያን ሳንታ ማሪያ ማጆሬ ተፈፂሙ፡፡ ኣብ አደባባይ ቫቲካን ቅዱስ ጴጥሮስ እናተካየደ ዝርከብ መርሃ ግብሪ ምስናይ ፕሬዚዳንት ዶናልድ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዶናልድ ትራምፕን ዘለንስኪን ተዛትዮም mizan mekonen Apr 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ምስ መዘነኦም ዩክሬን ቮለድሚር ዘለንስኪ ሎሚ ኣብ ጣሊያን ሮም ተራኺቦም ተዛትዮም። ክልቲኦም መራሕቲ ሎሚ ኣብ ስነ ስርዓት ቀብሪ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ሮማ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ተዓዲሞም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች አቤቤ ማእኸል ባህልን ትምህርትን ጣይቱ መሪቐን ከፊተን mizan mekonen Apr 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች አቤቤ ማእኸል ባህልን ትምህርትን ጣይቱ ሎሚ መሪቐን ከፊተን፡፡ ህንፀት እቲ ማእኸል ንኣርባዕተ ዓመታት ዝኣኽል ክስራሕ ምፅንሑ ኣብቲ እዋን ተገሊፁ፡፡ እቲ ማእኸል ቅድም ሕዚ መንበሪ ገዛ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅርየት መንደር ፍርያት ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ተቐባልነቱ ንክዓቢ ዘኽአለ እዩ – ካሳሁን ጎፌ (ዶር) mizan mekonen Apr 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፅርየት መንደር ምህናፅ ፍርያት ኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም ተቐባልነቱ ክውስኽ ዘኽአለ ምዃኑ ሚኒስትር ንግድን ዞባ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ፅርየት መንደር ኣብ ብዙሓት ሃገራት ኣፍሪካ ብብዝሓት ዘይርከቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣኼባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ተዛዚሙ mizan mekonen Apr 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ንክልተ መዓልቲ ክካየድ ዝፀንሐ ኣኼባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ተዛዚሙ፡፡ እቲ ኣኼባ ምዝዛሙ ስዒቡ እቲ ፓርቲ ዘውፅኦ መግለፂ ከምዝስዕብ ቀሪቡ፦ ካብ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ዝተውሃበ መግለፂ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ…