ዩኒቨርሲቲ ወሎ ኣብ ልዕሊ 335 ተምሃሮ፣ ሰራሕተኛታት ምምሕዳርን መምህራንን ስጉምቲ ወሲዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዩኒቨርሲቲ ወሎ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ሃዊኾም ዝበሎም ልዕሊ 335 ተምሃሮ፣ ሰራሕተኛታት ምምሕዳርን መምህራንን ስጉምቲ ምውሳዱ ኣፍሊጡ።
ምስ ውዳበታት ፀፅታ ብምዃን ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ኣዋርሕ ፀገም ፈጠርቲ ንምፍላይ ብዝተገበረ ዝተዋደደ ስራሕ…