ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምኽንያት ፀባይ ኣየር ተቛሪፆም ዝነበሩ በረራታት ውሽጢ ዓዲ ስረሖም ጀሚሮም Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ብቕድሚ ትማሊ ጀሚሮም ብምኽንያት ፀባይ ኣየር ተቛሪፆም ዝነበሩ በረራታት ውሽጢ ዓዲ ስረሖም ምጅማሮም መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር እም በረራታት ብምቁራፆም ዓማዊል ምንግልታዕ ከምዘጋጠሞም ገሊፁ። ይኹን እምበር ኣብዚ…
ኮሮናቫይረስ ብቫይረስ ኮረና ዝተለኸፉ ሰባት ከምዘለውወን ዘረጋገፃ ቁፅሪ ሃገራት ኣፍሪካ 27 በፂሐን Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሳብ ሐዚ 27 ሃገራት ኣፍሪካ ብቫይረስ ኮረና ዝተለኸፉ ሰባት ከምዘለውወን ኣረጋጊፀን ኣለዋ። ብመሰረት እዚ ብርክት ዝበላ ሃገራት ኣፍሪካ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ንምቁፅፃር ዝሕግዙ ዝተፈላለዩ ስጉምታት ይወስዳ ኣለዋ። ደቡብ ኣፍሪካ በቲ ቫይረስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 200 ሺሕ ሊትሮ መሐለዊ ፅሬት ሳኒታይዘር ይከፋፈል ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝፈረየ መሐለዊ ፅሬት ሳኒታይዘር ኣብኣዲስ ኣበባ ናብ ዝርከባ ፋርማሲታት ከነማ እናተኸፋፈለ ምዃኑ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተወ ቫይረስ ኮሮና ዝርገሕኡ ንምዕጋት እቲ ከተማ ምምሕዳር ዝተፈላለዩ ቅድመ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህንፀት ፕሮጀክት ማይ ግድብ ገረብ ግባ ንክጅመር ክልል መንግስቲ ሓላፍነት ወሲዱን ገንዘብ ተለቂሑን ዝጀመሮ ኢዩ – ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀት ፕሮጀክት ማይ ግድብ ገረብ ግባ ንክጅመር ክልል መንግስቲ ሓላፍነት ወሲዱን ገንዘብ ተለቂሑን ከምዝጀመሮ ምክትል ርእሰ ምምሕዳ ክልል ትግራይ ዶክትር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ገሊፆም። ቀዳማይ ምዕራፍ ግድብ ገረብ ግባ ተዛዚሙ ስነ-ስርዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ነብዩ ስሑል ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ብምዃን ተመዲቦም Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ነብዩ ስሑል ሚካኤል ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ብምዃን ተመዲቦም። ኣተሓባባሪ ዘፈር ህዝብን ዓለም ለኸን ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣወሉ ኣብዲን ፓርቲ ብልፅግና ትግራይን ሎሚ መዓልቲ መግለፂ ሂቦም። ኣብቲ ዝተውሃበ መግለፂ፥…
ኮሮናቫይረስ ቫይረስ ኮረና ንምምሕልላፍ መበገሲ ክኾኑ ዝኽእሉ ምንኽኻካእ ኢድ ዝደጋገመሎም ናውቲታት ግልጋሎት Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2020 0 https://www.facebook.com/tigrignafana/videos/193024322002504/
ኮሮናቫይረስ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ኣብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ክግበሩ ዝግበኦም ጥንቃቐታት Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያ ዝመፅኡ ብምዃኖም እተን ትካላት ብምዕፃው እቶም ተምሃሮ ድማ ነናብ ስድራ ቤቶም ክምለሱ ምግባር፥ እቲ ቫይረስ ከይስፋሕፋሕ እናተወሰዱ ካብ ዝርከቡ ጥንቃቐታት እንትረአ ካብ ረብሑኡ ጉድኣቱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጃክ ማ ኣብ ሃገራት ኣፍሪካ ቫይረስ ኮረና ንምክልኻል ዝሕግዝ ናውቲታት ሕክምና ደገፍ ክገብር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዋናን መስራቲን ኩባኒያ ኣሊ ባባ ጃክ ማ ኣብ ሃገራት ኣፍሪካ ቫይረስ ኮረና ንምክልኻል ንዝግበር ፃዕሪ ዝሕግዝ ናውቲታት ሕክምና ደገፍ ክገብር ኢዩ። እቲ ደገፍ 54 ሃገራት ኣፍሪካ እቲ ቫይረስ ንምክልኻል ንዝገብርኡ ፃዕሪ ዝሕግዝ ከምዝኾነ ጃክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ፕሬዚዳንት ሩዋንዳ ተዛትየን Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ሩዋንዳ ፖል ካጋሜ ተዛትየን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ትማሊ ዕለት ናብ ሩዋንዳ ኪጋሊ ኣምሪሐን ኢየን። ኣብፃንሒተን ድማ ምስ ፕዚዳንት ኣታ ሃገር ፖል ካጋሜ ተራኺበን ኣብ ርክብ ክልቲአን…
ቢዝነስ ብሄራዊ ሙዜም ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ንበፃሕቲ ዕፁው ክኸውን ኢዩ – በዓል መዚ ሓለዋን መፅናዕቲን ሓድጊታት ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ሙዜም ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንበፃሕቲ ዕፁው ከምዝኸውን በዓል መዚ ሓለዋን መፅናዕቲን ሓድጊታት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ በዓ መዚ ኣብ ማሕበራ ሚዲያ ፌስቡክ ገፁ ከምዝፀሓፎ፥ እቲ ሙዜም ቫይረስ ኮሮና ናብ ኢትዮጵያ…