Fana: At a Speed of Life!

339 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)339 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ፡፡ ካብ 27 ለካቲት ክሳብ 4 መጋቢት 2017 ዓ.ም ብዝተገበረ ክትትል 281 ነጥቢ 3 ሚሊየን ብር ኣተውቲን 57 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ወፃእቲን…

ጉጅለ ላዕለዎት መኮንናት ምክልኻል ሩዋንዳ ኣብ ትካላት ምክልኻል ኢትዮጵያ ዑደት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉጅለ ልኡኽ ምክልኻል ሩዋንዳ ኣብ ኣውቶሞቲቭ ኢንጅነሪንግ ኢንዱስትሪ ቢሾፍቱን ዩኒቨርሲቲ ምክልኻል ኢትዮጵያን ዑደት ገይሩ፡፡ እቲ ልኡኽ ብዋና ዳይሬክተር እቲ ኮርፖሬሽንን ጌታቸው ሃይለማርያምን ላዕሎዎት መኮንናትን ኣቀባብላ ዝተገበረሎም…

ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ንዘህነፆም ኣቢያተ ትምህርቲ ሓገዝ ናውቲ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ንዝርከባ 34 ካልኣይ ብርኪ ኣቢያተ ትምህርቲ ሓገዝ ናውቲ ገይሩ። እቲ ቤት ፅሕፈት 13 ሺሕ መፃሕፍቲ ትምህርቲ፣ 500 መፅሓፍ ዝተፅዓነሎም ታብሌት ኮምፒውተራት፣ 2 ሺሕን 500 መሕለዊ ፅሬት…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘተ መናእሰይ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)"ገዛእቲ ያታታት ንምስራፅ ግደ ትውልዲ መደመር" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብብርኪ ከተማ ዝተሰናደአ ዘተ መናእሰይ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይሳለጥ ኣሎ። መዛዘሚ መድረኽ ፓርቲ ብልፅግና ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ኣዲስ ኣበባ ክንፊ መናእሰይ ብብርኪ ወረዳን…

ኣብ ናንጂንግ ኣብ ዝካየድ ሻምፒዮና ውሽጢ ገዛ ዓለም 14 ኢትዮጵያዊያን ክሳተፉ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቻይና ናንጂንግ ኣብ ዝካየድ ሻምፒዮና ውሽጢ ገዛ ዓለም ንኢትዮጵያ ዝውክሉ 14 ኣትሌታት ክሳተፉ ኢዮም፡፡ ኣብቲ ሻምፒዮና ክልተ ግዘ በዓል ክብሪ ዝኾነ መለሰ ንብረትን ሳሙኤል ተፈራ ብደቂ ተባዕትዮ 1 ሺሕን 500 ሜትር ንኢትዮጵያ ክውክሉ…

ኢትዮጵያ ሰገናት ብቴክኖሎጂ ንምብቃዕ ዘለዋ ቆራፅነት ዘደንቕ ኢዩ – ኤምባሲ ኣሜሪካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ሰገናት ብፈጠራን ፍልጠት ቴክኖሎጂን ንምብቃዕ ዘለዋ ቆራፅነት ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ንኢዱ፡፡ ሳይንስ ሙዚየም ሓዊሱ ፍልጠት ፈጠራን ቴክኖሎጂን ሰገናት ንምድንፋዕ እናተወገኑ ዝርከቡ ተግባራት ኢትዮጵያ እቲ ዓውዲ ንምዕባይ ዘለዋ…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ሓሙሽተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 29 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ተሳትፎ መድረኽ ኣውሮፓ ወሳንነት ዘለዎም ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ኣብ ዝቕፅል ዓመት ተሳትፎ ቻምፒየንስ ሊግ ንምርካብ ትነሓናሕ ማንቼስተር ሲቲ ምሸት ሰዓት 12 ኣብ ኢቲሃድ…

ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ኣካይዱ

ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ኣካይዱ ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መበል 1 ሺሕን 446 ፆም ረመዳን ምኽንያት ብምግባር መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ኣካይዱ፡፡ እቲ መርሃ-ግብሪ ሓድነትን ሕውነትን ንምጥንኻር ኣብ ሆቴል ስካይ ላይት…

ድሌት ልምዓት ብእቶት ውሽጢ ሃገር ንምምላእ እቲ ዓውዲ ብቴክኖሎጂ መምድጋፍን ተሳትፎ ህዝቢ ምዕባይ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ድሌት ልምዓት ብእቶት ውሽጢ ሃገር ንምምላእ እቲ ዓውዲ ብቴክኖሎጂ መምድጋፍን ተሳትፎ ህዝቢ ምዕባይ ከምዝግባእ ሚኒስትር እቶት ኣይናለም ንጉሴ ገሊፀን፡፡ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝመፅኡ ኣመራርሓ ታክስ፣ ፖሊሲ መውፃእቲ፣ ተወከልቲ ዓለም ለኸ ትካል…

ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሩዋንዳን ልኡኾምን ኣብ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሩዋንዳ ጄነራል ሙባረክ ሙጋጋ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ላዕለዋይ መምርሒ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይሩ፡፡ ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ ነቲ ልኡኽ ኣቀባብላ ገይሮምሉ። ጄኔራል ሙባረክ…