ኢትዮጵያ ኣብ ፕሮጀክት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ኣርእያ – ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ፕሮጀክት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ከምዘመዝገበት ኣካቢ እቲ ፕሮጀክትን ሚኒስትር ገንዘብን ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ገሊፆም።
ኣፈፃፅማ ቀጣናዊ ፕሮጀክትታት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት ብሓባር ገምጊሞም።…