ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ስራሕቲ ዕቀባ ሓድን ማይን ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝርከባ ዝተፈላለያ ከባቢታት ስራሕቲ ዕቀባ ሓድን ማይን ከምዝተጀመረ ቢሮ ሕርሻ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ገሊፁ፡፡ ሓላፊ እቲ ቢሮ ኢያሱ ኣብርሃ (ዶ/ር) ከምዝገለፁዎ÷ እቲ ስራሕ ን20 መዓልቲታት ከምዝፀንሕን በዚ ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዝተመረፁ ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ Desta Feb 3, 2025 0 ኣቢይ ኣሕመድ ዓሊ (ዶ/ር) ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣይተ ከፍያለው ተፈራ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ኣይተ ፍቃዱ ተሰማ ኣይተ ሳዳት ነሻ ዶ/ር ተሾመ ኣዱኛ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዝተመረፁ ዝርዝር ኣባላት ቤት ምኽሪ Desta Feb 3, 2025 0 ኣብይ ኣህመድ ዓሊ(ዶ/ር) ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኡልፋታ ኣይተ ፍቃዱ ተሰማ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ደሳ ኣይተ ከፍያለው ተፈራ ይግለጡ ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ኢብራሂም ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ ኣብዶ ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ ቂጤሳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 17 ሺሕን 400 ነበር ተዋጋእቲ ናብ ማሕበረሰብ ተፀምቢሮም Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)17 ሺሕን 400 ነበር ተዋጋእቲ ከይዲ ስልጠና ተሃድሶ ብምሕላፍ ናብ ማሕበረሰብ ከምዝተፀምበሩ ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኣፍሊጡ፡፡ ኮሚሽነር ኮሚሽን ተመስገን ጥላሁን ከምዝገለፁዎ÷ ነበር ተዋጋእቲ ናብ ማሕበረሰብ ናይ ምፅምባርን መሊስካ ናይ ምጥያሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ዩናይትድ ሩሲያ ዝምድና ኢትዮጵያን ሩሲያን ንምጥንኻር ቁርፀኛ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ Desta Feb 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ዩናይትድ ሩሲያ ዝምድና ኢትዮጵያን ሩሲያን ንምጥንኻር ቁርፀኛ ከምዝኾነ ኣባል ቢሮ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ዩናይትድ ሩሲያ ኣሓት ፓርቲ ኣባል ሃገራት ብሪክስ፣ ሴናተር ፌዴሬሽን ሩሲያን ሓላፊ ምክትል ጉዳያት ወፃኢ ሴኔትን ኣንድሬይ ክሊሞቭ ገሊፆም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 64 ሽሕ ካብ መኣዲ ትምህርቲ ሪሒቐም ንዝፀንሑ ህፃናት ተምሃሮ ግልጋሎት ዝህብ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ Desta Feb 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንልዕሊ 64 ሽሕን 650 ካብ መኣዲ ትምህርቲ ሪሒቐም ንዝፀንሑ ህፃናት ተምሃሮ ግልጋሎት ዝህብ ፕሮጀክት ዕላዊ ምብሳር ተሳሊጡ። እቲ ፕሮጀክት ምስ ሓሙሽተ ፈፀምቲ ኣካላት ዝስራሕ አንትኸውን፥ ንልዕሊ 64 ሽሕን 650 ካብ መኣዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መግለፂ ቅዋም መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና Desta Feb 3, 2025 0 25 ጥሪ 2017 ዓ.ም “ካብ ቃል ክሳብ ባህሊ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ 23 ክሳብ 25 ጥሪ 2017 ዓ.ም ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልታት ክካየድ ዝቐነየ መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና፥ ኣሰር ብልፅግና ደሚቑ ዝተርኣየሉ፣ ካብ ትጣየሽ ድሕሪ 150 ዓመት ዳግም ትስራሕን ትዕምብብን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ተዛዚሙ፡፡ በዓል ሸሞንተ ነጥቢ መግለፂ ቅዋም ብምውፃእ ኢዩ እቲ ጉባኤ ተዛዚሙ ዘሎ፡፡ እቲ ጉባኤ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብፕሬዚዳንትነት ከምኡ እውን ኣይተ ተመስገን ጥሩነህን ኣይተ ኣደም ፋራህን ብምክትል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ Gebremariam Weldegerima Feb 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድ ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ብምዃኑ ዳግም ንዝተመረፁ አቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ንምክትል ፕሬዚዳንታትን መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣብ መልእኽቶም ድማ÷ ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣለሚቱ ኡሞድ ንፕሬዚዳንትን ምክትል ፕሬዚዳንታትን ፓርቲ ብልፅግና መልእኽቲ ሓጎስ ኣመሓላሊፈን Gebremariam Weldegerima Feb 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኣለሚቱ ኡሞድ ንፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ምክትል ፕሬዚዳንታት ብምዃን ንዝተመረፁን መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፈን፡፡ እተን ርእሰ ምምሕዳር ኣብ መልእኽተን ዳግም ፕሬዚዳንት ፓርቲ…