ኣይተ ኣወል ኣርባ ንፕሬዚዳንትን ምክትል ፕሬዚዳንታትን ፓርቲ ብልፅግና መልእኽቲ ሓጎስ ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ንፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ንምክትል ፕሬዚዳንታት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ተመስገን ጥሩነህን ኣይተ ኣደም ፋራህን መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም፡፡
እቶም ርእሰ…