ስፓርት ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ንሃዋሳ ከተማ 2 ን 0 ስዒራ Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 18 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ንሃዋሳ ከተማ 2 ን 0 ስዒራ፡፡ ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂ ኣዳማ ሰዓት 9 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ÷ ንኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ኣዲስ ግደይን ሳይመን ፒተርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስዋት ፖሊስ ፌደራል ዓለም ለኸ ውድድር መሕንኩሎ ቅልጡፍ ምላሽ ብብቕዓት ዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዩናይትድ ኢሚሬታት ዓረብ ኣብ ዝተሰናደአ ዓለም ለኸ ውድድር ቅልጡፍ ምላሽ መሕንኩሎ 2025 ዝተሳተፈ ጉጅለ ስዋት ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ውድድሩ ብብቕዓት ዛዚሙ፡፡ ኣብቲ ውድድር ጉጅለ ናሽናል ጋርድ ኩዌት፣ ጉጅለ ቶሚሪስ ካዛኪስታን፣ ፖሊ ዱባይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኣን ብዘይፍቓድ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ዝኾነ ይኹን ዓይነት ድሮን ምልዓል ይኹን ምብራር ኣይከኣልን Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኣን ብዘይፍቓድ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ዝኾነ ይኹን ዓይነት ድሮን ምልዓል ይኹን ምብራር ከምዘይከኣል እቲ ኣገልግሎት ኣፍሊጡ፡፡ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኣን ብዛዕባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መገደኛታት ውሽጢ ሃገር ብተርሚናል ዓለም ለኸ መተኣናገዲ መገደኛታት ኣቢሎም ንኽተኣናገዱ ኣተሓሳሲቡ Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መገደኛታት ውሽጢ ሃገር ብተርሚናል ዓለም ለኸ መተኣናገዲ መገደኛታት ኣቢሎም ንኽተኣናገዱ ኣተሓሳሲቡ። እቲ መገዲ ኣየር ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ÷ ሎሚ ቀትሪ ሰዓት 6:30 ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ኢነርጂ እስራኤል ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢታትን ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)ምስ ሚኒስትር ኢነርጂ መሰረተ ልምዓትን እስራኤል ኢሊ ኮህን ተዛቲዮም። አብርሃም በላይ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም÷ ኣብቲ ዓውዲ ወሳኒን ዕዉትን ዘተ ከምዝገበሩ ሓቢሮም። ኢሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብገበን ቅትለት ሓበን የማነ ዝተኸሰሰ ውልቀሰብ ብዕድመ ልክዕ ፅንኑዕ ማእሰርቲ ክቕፃዕ ተወሲኑ Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብገበን ቅትለት ሓበን የማነ ዝተኸሰሰ ዳዊት ዘርኡ ዝተብሃለ ውልቀሰብ ብዕድመ ልክዕ ፅንኑዕ ማእሰርቲ ንኽቕፃዕ ተወሲኑሉ። ጉዳይ ገበን ቅትለት ሓበን የማነ ክከታተል ዝፀነሐ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ሎሚ 28 ጥሪ 2017 ዓ/ም ኣብ ዝወዓለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሲምፖዚየም ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)"ግደ ማሕበራት ሕብረት ስራሕ ንምዕባለ ኢትዮጵያ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሲምፖዚየም ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)፣ምክትል ከንቲባ ከተማ ኣዲስ አበባን ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ኢንዱስትሪን ጃንጥራር ኣባይ፣ ኮሚሽነር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መተሓላለፊ ውሽጢ መሬትን መዘናግዒ ቦታን ኣራት ኪሎ ፕላዛ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ መተሓላለፊ ውሽጢ መሬትን መዘናግዒ ቦታን ኣራት ኪሎ ፕላዛ ህንፀቱ ሙሉእ ብሙሉእ ተዛዚሙ ተመሪቑ ብዕሊ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ኣይተ ጌታሁን ኣበራ ኣብቲ እዋን ከምዝበሉዎ፥ እታ ከተማ ውቅብቲ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልኡኽቶ ሓይሊ ሜካናይዝድ ብብቕዓት ምፍፃም ኣብ ዘኽእል ድልዉነት ይርከብ – ሌ/ጄ ብርሃኑ በቀለ Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልኡኽቶ ሓይሊ ሜካናይዝድ ዓቕሚ ምፍፃም ሰራዊት ብልዑል ብርኪ ምዕባዩ ዘመላኽትን ዘጠናኽርን ኢዩ ክብሉ ኣዛዚ እዚ ሰሜን ምዕራብ ሌተናል ጄኔራል ብርሃኑ በቀለ ገሊፆም፡፡ ሌተናል ጄኔራል ብርሃኑ በቀለ ኣብ ወፍሪ ቐጠና ሜካናይዝድ ሓይሊ ብምርካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም ንምህናፅ ኣብ ግደ ዘፈር ውልቀ ዘድሀበ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም ንምህናፅ ኣብ ግደ ዘፈር ውልቀ ዘድሀበ መድረኽ ዘተ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ኣማኻሪ ማሕበራዊ ጉዳያት ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ዲያቆን ዳንኤል ክብረት፣ ሚኒስትር ሰላም መሃመድ እድሪስ፣…