ስፓርት ውድድር ሻምፒዮና ብሽክሌታ በዓል ሕዳር ፅዮን ኣኽሱም ብኽልቲኡ ፆታ ተኻይዱ Desta Nov 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ሻምፒዮና ብሽክሌታ በዓል ሕዳር ፅዮን ኣኽሱም ብኽልቲኡ ፆታ ማውንቴን ሎሚ ሓሙስ ቐፂሉ ተኻይዱ። እቲ ውድድር፥ 85 ኪሎ ሜትር ርሕቐት ዝሸፈነ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ማውንቴን ደቂ ተባዓትዮ ብሰዓት 34.24 ኪሎ ሜትር ዝተሓንበቡ እንትኾኑ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ዝተጀመረ መስርሕ ዲሞቢላይዜሽን ኣፈላላይ ብሰላማዊ ዘተ ንምፍታሕ ዘሎ ድልውነት ዘረጋግፅ እዩ -ብ/ጀነራል ደርቤ ሞኩርያ Desta Nov 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)እቲ ዝተጀመረ ምፍታሕ ዕጥቂን ዳግመ ፅምበራን ነበር ተዋጋእቲ ክልል ትግራይ ኣፈላላይ ብሰላማዊ ዘተ ንምፍታሕ ዘሎ ድልውነት ዘረጋግፅ እዩ ክብሉ ምክትል ኮሚሽነር ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኢትዮጵያ ብርጋዴር ጀነራል ደርቤ ሞኩርያ ገሊፆም። እቲ ምፍታሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘለዎ መትሕብባር ከምዘጠናኽር ገሊፁ Desta Nov 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘለዎ መትሕብባር ከምዘጠናኽር ገሊፁ። እቲ ባንኪ መበል 30 ዓመት በዓል ምስረታ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ። ሓለፍቲ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስራት ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ መበል 40 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ Desta Nov 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስራት ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ መበል 40 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝገበሮ ዘተ፥ ካልኣይ ምዕራፍ ሃገር ቦቀል ምምሕያሽ ማዕቐፍ ማክሮ ኢኮኖሚን ፊስካልን 2017-2021 ተግባራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ቀዳማይ ዙር ነበር ተዋጋእቲ ናብ ንቡር ሂወቶም ናይ ምምላስ(ዲዲኣር ) ስራሕ ብዕሊ ተጅሚሩ Desta Nov 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ነበር ተዋጋእቲ ብዘላቕነት ንምጥያሽ ዕጥቂ ንምፍታሕን ናብ ማእኸላት ተሃድሶን ናይ ምእታውን ስራሕ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። ካብ ሎሚ 12 ሕዳር 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ቀዳማይ ምዕራፍ ኣብ ትግራይ 75 ሺሕ ነበር ተዋጋእቲ መሊስካ…
ቢዝነስ ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ልምዓት ትምህርቲ ሙያን ቴክኒክን ትሳተፍ ኣላ Desta Nov 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል ኣብ ቻይና ቲያንጂን ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ዓለም ለኸ ጉባኤ ልምዓት ትምህርቲ ሙያን ቴክኒክን ይሳተፋ ኣለዋ። ወ/ሮ ሙፈሪሃት፥ ብዙሓት መናእሰይ ዝወነነት ኢትዮጵያ ለምዓት ሓይሊ ሰብ ቀንዲ ጠመተኣ ብምግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ኣብ ጉዕዞ ዘየቋርፅ ፃዕሪ 30 ዓመታት Desta Nov 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና፥ ማእኸል ብዙሃን ሓሳብ፣ ትማሊ ዘዘክር፣ ሎሚ እናሰርሐ ንፅባሕ ዝሓልም፣ ንእዋናዊን ሓደሽትን ሓበሬታታት ቀዳምነት ዘህብ ተመራፂ ሚዲያ ኢዩ። ፋና፥ ማእኸል ፖለቲካዊ፣ ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ኣጀንዳታት፣ ሃገራዊ ምርድዳእ መፍጠሪ ብምዃን የገልግል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀፃሊ ኣንፈት ንኹሉ ብዘሳተፈ መልክዑ ስራሕ ብቃልሲ ምምራሕ ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ተሓታትነት ብዘረጋገፀን ንኹሉ ብዘሳተፈን መልክዑ ስራሕ ብቃልሲ ምምራሕ ቀፃሊ ኣንፈት ፓርቲ ብልፅግና ከምዝኾነ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካል ፅሬት ሽልማት ኢትዮጵያ ዕላማኡ ቀፃሊ ብዝኾነ መገዲ ንኸዕውት ክሰር ኢየ – ፕሬዚዳንት ታዬ Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ኣመራርሓ ስራሕ ቦርድ ትካል ፅሬት ሽልማት ኢትዮጵያ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብቲ እዋን ላዕለዋይ ሓላዊ እቲ ትካል ብምዃን ዕላማኡ ቀፃሊ ብዝኾነ መገዲ ንኸዕውት ከምዝሰርሑ ምርግጋፆም ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት…
ስፓርት ሊዮኔል ሜሲ ኣብ ዓለም ለኸ ፀወታታት ንሸቶ ዝኾኑ ናይ መወዳእታ ኩዕሾ ኣመዓራርዩ ብምሃብ ክብረወሰን ተማቒሉ Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርጀንቲናዊ ኮኸብ ሊዮኔል ሜሲ ኣብ ሃገራዊ ጋንታ ፀወታት 58 ንሸቶ ዝኾና ናይ መወዳእታ ኩዕሾታት ኣመዓራርዩ ብምቕባል ምስ ነበር ኣሜሪካዊ ተፃዋታይ ላንደን ዶኖቫን ክብረወሰን ተማቒሉ፡፡ ሜሲ ትማሊ ምሸት ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ኣርጀንቲና ንፔሩ…