Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ታዬ ንፕሬዚዳንትን ምክትል ፕሬዚዳንታትን ፓርቲ ብልፅግና መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ንፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ንምክትል ፕሬዚዳንታት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ተመስገን ጥሩነህን ኣይተ ኣደም ፋራህን መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ…

ኣርሰናል ንማንቼስተር ሲቲ 5 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 24 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል ኣብ ስታዲየም ኤምሬትስ ንማንቼስተር ሲቲ 5 ን 1 ብዝኾነ ሰፊሕ ውፅት ብምስዓር ተዓዊታ፡፡ ሸቶታት መድፈዐኛታት ኦዴጋርድ ኣብ መበል 2ይ ደቒቕ፣ ፓርቴ ኣብ 56 ደቒቕ፣ ልዊስ ስኬሊ አብ 62…

መረፃ ኣባላት ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግና ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መረፃ ኣባላት ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግና ብግልፂ፣ ኣሳታፋይን ዴሞክራሲያዊን ብዝኾነ መገዲ እናተሳለጠ ምዃኑ ሓላፊ ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸን እቲ ፓርቲ ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ገሊፆም። ፓርቲ ብልፅግና ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤኡ ካብ 23 ጥሪ 2017 ዓ.ም…

ርእሰ ምምሕዳር ጥላሁን ንፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ጥላሁን ከበደ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ብምዃን ዳግም ስለ ዝተመረፁ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም። ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ንኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ፕሬዚዳንት…

ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ ቡናን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 18 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ ቡናን ዝገበረኦ ፀወታ ብዘይሸቶ ማዕረ ተዛዚሙ፡፡ ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስና ቴክኖሎጂ ኣዳማ እናተኻየደ ዝርከብ ፀወታ ናይ ዚሰሙን እንትቕፅል፤ ሰዓት 12 ሲዳማ…

ሕዝበ ሙስሊም ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ሰላም ሃገሩ ክሕሉ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕዝበ ሙስሊም ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ሰላም ሃገሩ ክሕሉ ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሼይኽ ሓጅ ኢብራሂም ቱፋ ኣተሓሳሲቦም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ 2ይ ዙር ዓለም ለኸ ውድድር ፍፀመ ቁርኣንን ኣዛንን ኣብ…

ጉዕዞ ብራኸ ኢትዮጵያ ክነዕውቶ ኢና – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉዕዞ ብራኸ ኢትዮጵያ ክነዕውቶ ኢና ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም፥ ፓርቲ ብልፅግና ዝነፀረ ሓሳቡን ትኽክለኛ…

ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልጽግና ብምዃን ተመሪፆም

ሰበር ዜና ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል ሳልሳይ መዓልቱ ዝሓዘ መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልጽግና ንክኾኑ ብልዑል ድምፂ መሪፁ። ተመራፂ ፕሬዚዳንት ኣቢይ አሕመድ (ዶ/ር) እመሰረት መተሓዳደሪ ደንቢ እቲ ጉባኤ…

ብውፅኢት እቲ መረፃ ብሓዱሽ ቆራፅነት ንስራሕ ንኽንለዓዓል ዘበረታትዐና ኢዩ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብውፅኢት እቲ መረፃ ዝተነበረ እምነትን ሓላፍነትን ብሓዱሽ ቆራፅነት ንስራሕ ንኽንለዓዓል ዘበረታትዐና ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም።   ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ…

ካብ ትምህርቲ ሪሒቐም ንዝፀንሑ ልዕሊ 64 ሺሕን 650 ህፃናት ተምሃሮ ግልጋሎት ዝህብ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ካብ መኣዲ ትምህርቲ ሪሒቐም ዝፀንሑ ልዕሊ 64 ሺሕን 650 ህፃናት ተምሃሮ ግልጋሎት ዝህብ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ፕሮጀክት ምስ ሓሙሽተ ፈፀምቲ ኣካላት ዝስራሕ ኾይኑ÷ ንልዕሊ 64 ሺሕን 650 ካብ መኣዲ ትምህርቲ ሪሒቖም…