ኣህጉራዊ ኮንፍረንስ ሰላም ሪፎርምታት ዘምፅኡዎ ለውጢ ምርኣይ ተኻኢሉ ኢዩ – ኣይተ ብናልፍ ኣንዱኣለም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ኣህጉራዊ ኮንፍረንስ ሰላም ሪፎርምታት ዘምፅኡዎ ጭቡጥ ለውጢ ምርኣይ ዝትኽኣለሉ ዕዉት መድረኽ ከምዝኾነ ሚኒስትር ሰላም ብናልፍ ኣንዱኣለም ገሊፆም፡፡
"ዝማዕበለትን ሰላማዊትን ኣፍሪካ ንህነፅ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ…