ኣብ ዞባ ጎፋ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ንሓደጋ ንዝተቓልዑ ዜጋታት ዝኸውን 10 ሚሊየን ብር ደገፍ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ንሓደጋ ንዝተቓልዑ ዜጋታት ዝኸውን 10 ሚሊየን ብር ደገፍ ተገይሩ።
እቲ ደገፍ፥ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ተፀዋዕቲ ትካላቱን፣ ባንኪ ኣዋሽ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።…