ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኢርቪን ማሲንጋ ኣብ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ተሳፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኢርቪን ማሲንጋ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ተሳፎም።
መሬት ብምክንኻንን ብምሕላውን ሓረስቶት ይኹኑ ሰበኽ ሳግም ስርሖም ዕዉት ንክኸውን ንምግባር መርሃ ግብሪ…