ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ማሕበረሰብ ንግዲ መንደር ምቁፅፃር ዘኽእል መምርሒ ተሰናዲኡ Desta Jun 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሕጊን ኣሰራርሓን ዘይኽተሉ ማሕበረሰብ ንግዲ መንደር ምቁፅፃር ዘኽእል መምርሒ ተሰናዲኡ። እቲ መምርሒ ኣብ ምእካብ እቶት ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ዘፀግሙ ዘይሕጋዊነት ንምክልኻል ዘኽእል ከምዝኾነ ሓላፊ ቢሮ ምምሕዳር ንግዲ እታ ከተማ …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ስትራቴጂክ ትልሙ ሓሙሽተ ዓመት ኣፋሊጡ Desta Jun 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ናይ ሓሙሽተ ዓመት ስትራቴጂክ ትልሙ ኣፋሊጡ። ኣካቢት እቲ ቦርድ ሜላትወርቅ ሃይሉ ከምዝበልኡ፥ እቲ ትልሚ ምስ ፕሮግራም ልምዓት ሕቡራት መንግስታት፣ ማእኸል ደገፍ ምርጫ ኣውሮፓን ዓለም ለኸ ፋውንዴሽን ስርዓት ምርጫ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩንቨርስቲታት ካብ መፋርቕ መስከረም ጀሚረን ትምህርቲ ንክጅምራ ይስራሕ ኣሎ- ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) Desta Jun 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲታት ካብ መፋርቕ መስከረም ጀሚረን ትምህርቲ ንክጅምራ ይስራሕ ኣሎ ክብሉ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፆም። ገምጋም ኣፈፃፅማ 100 መዓልታት እዚ ባጀት ዓመት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ተሳሊጡ።…
ስፓርት ፀወታታት ፅዋዕ ኣውሮፓ 2024 ሎሚ መዓልቲ ክጅምሩ ኢዮም Desta Jun 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)24 ሃገራት ዝሳተፋሉ ፀወታታት ፅዋዕ ኣውሮፓ 2024 ሎሚ መዓልቲ ክጅምሩ ኢዮም። ፅዋዕ ኣውሮፓ 2024 ሎሚ ምሸት ሰዓት 4 ዝጅምር እንትኸውን፥ ጀርመን ምስ ስኮትላንድ ብዝገብርኡ መኽፈቲ ፀወታ ክፍልም ኢዩ። ፅባሕ ሰዓት 10 ድሕሪ ቀትሪ ሃንጋሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኣብ ምዕራፍ ዘተ ምእካብ ኣጀንዳ ጠመተ ዝወሃበሎም ዓበይቲ ዛዕባታት Desta Jun 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘካየዶ ምዕራፍ ዘተ ኣጀንዳ ከምዝኣከበ ይፍለጥ። እቲ ኮሚሽን ኣብ ቀፃሊ እውን እዚ ከይዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እዛ ሃገር ክካየድ ኢዩ ተባሂሉ። እቲ ከይዲ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ፌዴራል ምስ ጦር ኮሌጅ ናይጄሪያ ልውውጥ ልምዲ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Jun 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ምስ ጦር ኮሌጅ ፌዴራል ሪፐብሊክ ናይጄሪያ “ምሕላው ዓውዲ መዓድን ንዝተጠናኸረ ብሄራዊ ድሕነነት” ብዝብል ርእሲ ልውውጥ ልምዲ ገይሩ። ኮሚሽነር ጄነራል ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ኣብቲ ልውውጥ ልምዲ÷ ኢትዮጵያ ብዙሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክፍለ ሰራዊት ሓለዋ ሓይሊ ኣየር ካብ ድሕንነት እቲ ትካል ሓሊፉ ሰላም ከባቢኡ እናረጋገፀ ይርከብ – ሌ/ጀ ይልማ መርዳሳ Gebremariam Weldegerima Jun 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክፍለ ሰራዊት ሓለዋ ሓይሊ ኣየር ካብ ድሕንነት እቲ ትካል ሓሊፉ ሰላም ከባቢኡ እናረጋገፀ ከምዝርከብ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሌተናል ጄነራል ይልማ መርዳሳ ገሊፆም። ሌ/ጀ ይልማ መርዳሳ ኣብ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ሓለዋ እቲ ክፍለ ጦር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክሳብ ሐዚ 620 ኣገልግሎታት መንግስቲ ናብ ዲጂታል ስርዓት ኣትዮም-ዶ/ር በለጠ ሞላ Desta Jun 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሀንፀት ዲጂታል ኢኮኖሚ ንምስላጥ ብመሰረት ዝተሰርሑ ስራሕቲ ክሳብ ሐዚ 620 ኣገልግሎታት መንግስቲ ናብ ዲጂታል ስርዓት ኣትዮም ከብሉ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶ/ር በለጠ ሞላ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ…
ቢዝነስ ልዕሊ 3 ሚሊየን ዝኾኑ ዜጋታት ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረሎም ተገሊፁ Desta Jun 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ 2016 ዓ.ም ልዕሊ 3 ሚሊየን ዝኾኑ ዜጋታት ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረሎም ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪያት ካሚል ተዛሪበን። እተን ሚኒስትር፥ እቶም ዜጋታት ኣድላዪ ከእለት ንክውንኑ ናይ ምብቃዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 2 ነጥቢ 2 ቢሊየን ዶላር ንዋገኦም ፍሪያታት ብፍሪያታት ውሽጢ ዓዲ ምትካእ ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ Desta Jun 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፊ 10 ኣዋርሕ 2 ነጥቢ 2 ቢሊየን ዶላር ንዋገኦም ፍሪያታት ብፍሪያታት ውሽጢ ዓዲ ምትካእ ከምዝተኽኣለ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ተዛሪቦም። ገምጋም ኣፈፃፅማ 100 መዓልታት 2016 ዓ.ም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ…