ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግዚያዊ ውፅኢታት ዳግም መረፃ ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ ዕላዊ ይግበሩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተኻየደ ዳግም መረፃ ድምፂ ዝተውሃበሎም ጣቢያታት መረፃ ጊዜያዊ ውፅኢታት ዕላዊ ይግበሩ ኣለዉ። ኣብቲ ክልል ዞባ ምብራቕ ጉራጌ ወረዳ መስቃን ፍሉይ ማረቆን 6ይ ሃገራዊ ዳግም መረፃ ዜጋታት ትማሊ ድምፆም ከምዝሃቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጅግጅጋ ክልል መረፃ 2 እናተኻደ ዝወዓለ ዳግም መረፃ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ ክልል መረፃ ክልተ ሎሚ መዓልቲ እናተኻደ ዝወዓለ ዳግም መረፃ ከምዝተዛዘመ መተሓባበርቲ መረፃ ኣፍሊጦም። መተሓባበሪ እቲ መረፃ ኣይተ ሃይለየሱስ ወርቁ ከምዝገለፁ፥ ኣብታ ከተማ ብዝተጣየሹ 123 ጣቢያታታት መረፃ ህዝቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 116 ኢትዮጵያውያን ካብ ታንዛኒያ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ታንዛኒያ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 116 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ብመንግስቲ ብዝተገበረ ሓገዝ ገንዘብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ዳሬ ሰላም ምስ ኮሚሽን ኢሚግሬሽን ታንዛኒያ ብምትሕብባር ናይ ማእሰርቲ ግዜኦም ዝዛዘሙ 116…
ስፓርት ውድድር ጉያ ጎደና 10 ኪሎ ሜትሮ “መቻል ንኢትዮጵያ” 10 ኪሎ ሜትሮ ዝቕፅል ሰንበት ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ጉያ ጎደና 10 ኪሎ ሜትሮ “መቻል ንኢትዮጵያ" 10 ኪሎ ሜትሮ ዝቕፅል ሰንበት 23 ሰነ 2016 ዓ.ም ከምዝካየድ ተገሊፁ፡፡ እቲ ውድድር ጉያ ጎደና÷ መበል 80 ዓመት በዓል ምስረታ ጋንታ ስፖርት መቻል ምኽንያት ብምጋብር ኢዩ ዝካየድ፡፡…
ስፓርት ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ ንግድ ባንክን ማዕረ ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 28 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ ንግድ ባንክን ሓደ ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላሊየን። ቅዱስ ጊዮርጊስ ብኤፍሬም ታምራት (ኣብ ናይ ባዕሉ ሸቶ) እንትተመመዝግብ÷ ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ማዕረ ዝኾነትላ…
ስፓርት ኣብ ፅዋዕ ኣውሮፓ ጀርመን ምስ ስዊዘርላንድ ከምኡ እውን ስኮትላንድ ምስ ሃንጋሪ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 17 ውድድር ፅዋዕ ኣውሮፓ ጀርመን ምስ ስዊዘርላንድ ከምኡ እውን ስኮትላንድ ምስ ሃንጋሪ ናይ መወዳእታ ምድብ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን። ኣሰናዳኢት ሃገራዊት ጋንታ ጀርመን ምስ ስዊዘርላንድ መዘነኣ ትገብሮ ፀወታ ምሸት ሰዓት 4 ኣብ ስታዲየም…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ናይ ሁቲ ዓመፅቲ ኣብ ልዕሊ መርከብ መጥቃዕቲ ድሮን ከምዝፈፀሙ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ የመን ዝንቀሳቐሱ ዓመፅቲ ሁቲ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ብዝፈፀሙዎ መጥቃዕቲ ድሮን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ እናተጓዓዘት ኣብ ልዕሊ ዝነበረት መርከብ ጉድኣት ከምዘብፅሑ ተገሊፁ። እቲ መጥቃዕቲ ምንቅስቓስ ሁቲ ዝፃፀርን ንዝፍፀሙ መጥቃዕቲታት ምላሽ እናሃበ ዝፀንሐ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሽፋን ደኒ ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ መለክዒ መሰረት ብምግባር ከምዝተሳለጠ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መለክዒ ሽፋን ደኒ ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ መለክዒ መሰረት ብምግባር ከምዝተሳለጠ ዋና ዳይሬክተር ልምዓት ደኒ ኢትዮጵያ ከበደ ይማም ገሊፆም። መርሃ ግብሪ ቅድመ ምድላው ሓምለዋይ ኣሰር እዚ ዓመት ቅድሚ መዓልቲታት እንትካየድ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ኣየር ብቑዓት ኣመራርሓ እቲ ሰራዊት ንምፍራይ ድሕሪ ለውጡ ውፅኢታዊ ስራ ወጊኑ ኢዩ – ሌ/ጄ ይልማ መርዳሳ Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ ኣብ ልምዓት ሓይሊ ሰብ ብፍላይ ድማ ብቑዓት ኣመራርሓ ሰራዊት ንምፍራይ ድሕሪ ለውጢ ውፅኢታዊ ስራሕ ከምዝተሰርሐ ገሊፆም። ዋር ኮሌጅ ምክልኻል ዘሰልጠኦም ካብ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ሓፈሻዊ ጉባኤ ሚኒስትራት ስፖርት ኣባል ሃገራ ብሪክስ ትሳተፍ ኣላ Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሓፈሻዊ ጉባኤ ሚኒስትራት ስፖርት ኣባል ሃገራ ብሪክስ ትሳተፍ ኣላ። ኣብ ሩሲያ ከተማ ካዛን ንክልተ መዓልቲ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መድረኽ ንኢትዮጵያ ብምውካል ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳ ተሳቲፎም። ኣብቲ መድረኽ…