ፍልፍሉ ዘይተፈለጠ ንብረት ምውራስ መሰረት ዝገበረ ረቂቕ ኣዋጅ ምስ ሕገ መንግስታዊ መሰላት ውልቀሰባት ዝጠዓዓም ኮይኑ ዝተሰናደአ ኢዩ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ ዘፈረየ ሃፍቲን ወይ እውን ፍልፍሉ ዘይተፈለጠ ንብረት ምውራስ መሰረት ዝገበረ ረቂቕ ኣዋጅ ምምላስ ንብረት ምስ ሕገ መንግስታዊ መሰላት ውልቀሰባት ዝጠዓዓም ኮይኑ ዝተሰናደአ ኢዩ ተባሂሉ።
ኣብቲ ረቂቕ ኣዋጅ ኣድሂቦም ሓሳቦም ዘካፈሉና…