ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ምዕቃብ ሰላም ንዘለዋ ተሳትፎ ፈረንሳይ ንኢዳ Desta Jun 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዋና ዳይሬክተር ወተሃደራዊን ድሕንነትን ፈረንሳይ ሌ/ጄ ኮል ኮምቤት ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ማእኸል ዓቃቢ ሰላም ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ትካል መሰልጠኒ ዓቃቢ ሰላምን ዑደት ኣሳሊጡ። ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውመሕ) ተሳትፎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ዑደት ኣሳሊጦም Desta Jun 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ዑደት ኣሳሊጦም። ድሕሪ እቲ ዑደት እቶም ኣባላት ምስ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ዘቲዮም። እናተመሓየሸ ኣብ ዝመፅአ ናይ መራሒን ተነሓናሕቲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህንዲ ብሓደጋ ባርዕ ሓዊ ህይወቶም ናይ ዝሰኣኑ 45 ዜጋታታ ኣስከሬን ካብ ኲዌት ወሲዳ Desta Jun 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ህንዲ ኣብ ህንፃ ኲዌት ብሓደጋ ባርዕ ሓዊ ህይወቶም ናይ ዝሰኣኑ 45 ዜጋታታ ኣስከሬን ናብ ሃገሮም ወሲዶም። እቲ ሓደጋ ሓዊ ዘጋጠመ ብቕድሚ ትማሊ ኣብ ኲዌት ከተማ ማንጋፍ 176 ህንዳውያን ሰራሕተኛታት ኣብ ዝነብሩሉ ህንፃ ከምዝኸነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ Desta Jun 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘሳለጦ መበል 35 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝገበሮ ዘተ ብቐዳምነት፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ዓለም ለኸ ማሕበር ልምዓት ካልኣይ ዙር መፈፀሚ ፕሮጀክት ቀረንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ሃገራት ዓረብ ዝምለሱ ዜጋታት ብዘላቕነት እግሪ ንምትካል ፃዕሪ ይግበር ኣሎ- ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) Desta Jun 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሃገራት ዓረብ ዝምለሱ ዜጋታት ብዘላቕነት እግሪ ንምትካል ፃዕሪ ይግበር ኣሎ ክብላ ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ገሊፀን። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ገምጋም ኣፈፃፅማ 100 መዓልታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 36 ሚኢታዊ እታዎታት መድሓኒትን ሕክምናን ብፍሪያት ውሽጢ ከምዝተሸፈነ ተገሊፁ Desta Jun 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዚ ሐዚ እዋን 36 ሚኢታዊ እታዎታት መድሓኒትን ሕክምናን ብፍሪያት ውሽጢ ከምዝተሸፈነ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ገሊፀን። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ገምጋም ኣፈፃፅማ 100 መዓልታት እዚ በጀት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ም/ቀ/ሚ ተመስገን ኣብ ዝተረኸቡ ዓወታትን ምዕባለታትን ደው ምባል ከምዘይግባእ ኣገንዚቦም Desta Jun 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዝተረኸቡ ዓወታትን ምዕባለታትን ደው ምባል ከምዘይግባእ ኣገንዚቦም። ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ማክሮ ኢኮኖሚን ቀንዲ ቀንዲ እቲ ዓውዲን ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ቀሪቦም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸቡ ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ፅዋዕ ኣፍሪካ ንምትእንጋድ ዘለዋ ድልየት ንምፍፃም ዝሕግዝ ፍኖተ ካርታ ተሰናዲኡ Desta Jun 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ፅዋዕ ኣፍሪካ ንምትእንጋድ ዘለዋ ድልየት ንምፍፃም ዝሕግዝ ፍኖተ ካርታ ከምዝተሰናድአ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርቲን ቀጄላ መርዳሳ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ገምጋም ኣፈፃፅማ 100 መዓልታት እዚ በጀት ዓመት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ማሕበረሰብ ንግዲ መንደር ምቁፅፃር ዘኽእል መምርሒ ተሰናዲኡ Desta Jun 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሕጊን ኣሰራርሓን ዘይኽተሉ ማሕበረሰብ ንግዲ መንደር ምቁፅፃር ዘኽእል መምርሒ ተሰናዲኡ። እቲ መምርሒ ኣብ ምእካብ እቶት ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ዘፀግሙ ዘይሕጋዊነት ንምክልኻል ዘኽእል ከምዝኾነ ሓላፊ ቢሮ ምምሕዳር ንግዲ እታ ከተማ …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ስትራቴጂክ ትልሙ ሓሙሽተ ዓመት ኣፋሊጡ Desta Jun 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ናይ ሓሙሽተ ዓመት ስትራቴጂክ ትልሙ ኣፋሊጡ። ኣካቢት እቲ ቦርድ ሜላትወርቅ ሃይሉ ከምዝበልኡ፥ እቲ ትልሚ ምስ ፕሮግራም ልምዓት ሕቡራት መንግስታት፣ ማእኸል ደገፍ ምርጫ ኣውሮፓን ዓለም ለኸ ፋውንዴሽን ስርዓት ምርጫ…