ስፓርት ኣትሌት ሱቱሜ ኣሰፋ ናብ ጉጅለ ኦሊምፒክ ኢትዮጵያ ተፀምቢራ Gebremariam Weldegerima May 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሱቱሜ ኣሰፋ ኣብ ኦሎምፒክ ፓሪስ 2024 ኢትዮጵያ ብምውካል ናብ ዝሳተፍ ጉጅለ ኦሊምፒክ ኢትዮጵያ ተፀምቢራ። እታ ኣትሌት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ 8 ግንቦት ኣብ ኦሊምፒክ ፓሪስ ንኢትዮጵያ ብማራቶን ዝውክሉ ኣትሌታት ሽም ዝርዝር ዕላዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እዚ ናይ ዘተ ምዕራፍ ኣብ ዝቕፅል ጉባኤ ዘተ ንዝለዓሉ መሰረታዊ ጉዳያት ቁልፊ ግደ ኣለዎ – መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) Gebremariam Weldegerima May 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ክልላዊን ምምሕዳር ከተማን ዘተ ምዕራፍ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ፡፡ ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) ÷ እቲ ኮሚሽን ብሕቶ ምሁራን፣ ልሂቃንን ዝተፈላለዩ ትካላት ፖለቲካን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ ፓኪስታን ኣብ ዓውዲ መድሓኒትን ጨርመርቂን ክዋፈሩ ከምዝደልዩ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima May 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ፓኪስታን ኣብ ዝተፈላለዩ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ መድሓኒትን ጨርመርቂን ክዋፈሩ ከምዝደልዩ ኣፍሊጦም። ልዕሊ 80 ሰብ ሃፍቲ ፓኪስታን ዘካተተ ልኡኽ ምንቅስቓስ ስራሕቲን መሰረተ ልምዓትን ፓርክ ኢንዱስትሪ ቂሊንጦ፣ ቦሌ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ መላኩ ምትሕብባር መንግስቲን ዘፈር ውልቀን ዓውዲ ምፍራይ ንምዕባይ ወሳኒ ከምዝኾነ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima May 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምትሕብባር መንግስቲን ዘፈር ውልቀን ዓውዲ ምፍራይ ንምዕባይ ወሳኒ ከምዝኾነ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም። ኣብ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ዝረኣዩ ፀገማት ዝጠመተ መድረኽ ምይይጥ መንግስቲን ዘፈር ውልቀን ይካየድ ኣሎ። ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልላት ዝተመጣጠነ ዕቤት ንኽህልወን ጥንኩር ስርዓት ምሕደራ ሓበራዊ ኣታዊ የድሊ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ Gebremariam Weldegerima May 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልላት ዝተመጣጠነ ዕቤት ንኽህሉ ክፍፍል ኣታዊን ምምሕልላፍ ስልሒትን ግልፂን ሓበራዊ ተረባሕነት መሰረት ዝገበረ ክኸውን ከምዝግባእ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሸገር ገሊፆም። ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን÷ ምሕደራ ሓበራዊ ኣታዊ ክፍፍልን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ምዕራፍ ልዝብ ክልልን ምምሕዳር ከተማን ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima May 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ ምዕራፍ ልዝብ ክልልን ምምሕዳር ከተማን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክጅመር ኢዩ ተባሂሉ። እቲ መድረኽ ን7 መዓልታት ዝፀንሕ ኢዩ። ፈለማ ንልዝብ ዝቐርቡ ተሳተፍቲ ብዘተን ምይይጥን ሓሳባት ኣጀንዳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ምስ መላእ ኣመራርሓ እታ ከተማ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima May 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ መላእ ኣመራርሓ እታ ከተማ ተዛቲየን። እተን ከንቲባ ነዚ ስዒቡ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ÷ "ልመናን ጠለብ ርዳእታን ምትራፍ፣ ዕድል ስራሕ ብስፍሓት ምፍጣርን ፅዕንቶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውሕመ ምንቅስቓሳት ልምዓት ኢትዮጵያ ንምሕጋዝ ቆራፅነቱ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ምንቅስቓሳት ልምዓት ኢትዮጵያ ንምሕጋዝ ዝገብሮ ፃዕሪ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ተቐማጥነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝገበሩ ሓጋዚ ዋና ፀሓፊ ውሕመን መተሓባበሪ…
ቢዝነስ 3 ቢሊየን ዶላር ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ምስሓብ ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓሰርተ ኣዋርሕ እዚ በጀት ዓመት 3 ቢሊየን ዶላር ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ምስሓብ ከምዝተኽኣለ ኮሚሽነር ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ሃና ኣርያስላሴ ገሊፀን። ሃና ኣርያስላሴ÷ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምችውቲ መብፅሒት ኢንቨስትመንት ንምግባር ፍሉይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ዓውደ-ምርኢትን ሲምፖዚየምን ካብ ድሕሪ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima May 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ዓውደ-ምርኢትን ሲምፖዚየምን ካብ ድሕሪ ፅባሕ 22 ክሳብ 24 ግንቦት 2016 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ ንካልኣይ ግዘ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሚሊኒየም ኣዳራሽ ከምዝካየድ ተገሊፁ። “ኢትዮጵያ ንህነፅ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተሰናደአ ዓለም ለኸ…