ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ም/ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ኤክስፖ ስትራይድ ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም Desta May 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህን ሚኒስትራትን ኣብ ኤክስፖ ስትራይድ ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም። ኤክስፖ ስትራይድ ኢትዮጵያ 2024 ብቐዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) 10 ግንቦት 2016 ዓ.ም ብዕሊ ምኽፋቱ ይፍለጥ። ዓመታዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናህሪ ዋጋ ናብ 23 ነጥቢ 3 ሚኢታዊት ከምዝነከየ ተገሊፁ Desta May 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ዝነበረ ናህሪ ዋጋ ናብ 23 ነጥቢ 3 ሚኢታዊት ከምዝነከየ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር) ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥ ንምግቢ ዝውዕሉ ጥረ ኣቑሑ በቢእዋኑ ይውስኹ ስለዘለዉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘላቒ ሰላም ንምርግጋፅ ምትሕብባር መዳርግቲ ኣካላት ወሳኒ ከምዝኾነ ተገሊፁ Desta May 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘላቒን እወንታዊን ሰላም ንምርግጋፅ ምትሕብባር መዳርግቲ ኣካላት ወሳኒ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ሰላም ገሊፁ። ብሚኒስትር ሰላም ብናልፍ ኣንዷለም ዝተመርሐ ልኡኽ፥ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ግዝኣት ዩታሃ ምስ ዝርከቡ ኣመራርሓ ፋውንዴሽን ስተርሊንግ ኣብ ህንፀት…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኤስያን ማእኸላይ ምብራቕን ኣብ ዝግበር ኣገልግሎት ፅዕናት ፍሪያት ቡን ንከያ ገይሩ Desta May 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኤስያን ማእኸላይ ምብራቕን ኣብ ዝግበር ኣገልግሎት ፅዕናት ፍሪያት ቡን ንከያ ገይሩ። እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ዝገበሮ ንከያ ክፍሊት፥ ኣብ ሓደ ኪሎ ግራም ክሳብ 1 ነጥቢ 50 ዶላር ንከያ ከምዝገበረ ኢዩ ኣፍሊጡ።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ጋና መፈልፈሊ ሓይሊ ኒውክሌር ንምህናፅ ዝተፈላለዩ ኩባኒያታት ይነሓንሑ ኣለዉ Desta May 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጋና መፈልፈሊ ሓይሊ ኒውክሌር ንምህናፅ ዝተፈላለዩ ኩባኒያታት ይነሓንሑ ኣለዉ። ጋና ቀዳማይ መፈልፈሊ ሓይሊ ኒውክሌር ንምህናፅ ክሳብ ወርሒ ታሕሳስ ሓደ ኩባኒያ ከምእትመርፅ ሚኒስቴር ኢነርጂ እታ ሃገር ገሊፁ። ብመሰረት እዚ፥ ኢዲኤፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲን ፓርቲታት ፖለቲካን ዘተ ዝግበረሎም ስትራቴጂካዊ ጉዳያት ንምውሳን ይዛተዩ ኣሎዉ Desta May 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲን ፓርቲታት ፖለቲካን ብቐፃልነት ዘተ ዝግበረሎም ስትራቴጂካዊ ጉዳያት ንምውሳን ይዛተዩ ኣሎዉ። ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ዋና ኣተሓባባሪ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ኣደም ፋራህ፥ ምስ ኣመራርሓ ፓርቲታት ፖለቲካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት 3 ሰባት ሓሊፉ Desta May 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበበ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጅማ ወረዳ ሶኮሩ ጣቢያ ኣበልቲ ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት 3 ሰባት ሓሊፉ። ሎሚ ንጎሆ ሰዓት 1ን 30ን ብዘጋጠመ ሓደጋ ህይወቶፐም ካብ ዝሓለፉ ሰለስተ ሰባት ብተወሳኺ ሸውዓተ ሰባት ከቢድ ጉድኣት ኣካል ከምዘጋጠመ ተገሊፁ። ብተስፋሁን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 230 ኢትዮጵያውያን ካብ ኦማን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Desta May 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)230 ኣብ መዓስከራት ኦማን ዝነበሩ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮም ማሕበራዊ ጉዳይን ነቶም ተመለስቲ ዜጋታት ግቡእ ደገፍ ብምግባር ምስ ስድራ ናይ ምፅንባር ስራሕ ይውገን ከምዘሎ ኣፍሊጡ። እዋናዊ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገብረሚካኤል ምስ ኣባላትን ኣመራርሓን ፍሉያት ኮማንዶ ፀረ ግብረ ራዕዲ ዘቲዮም Desta May 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ጀነራል ፌዴራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ደመላሽ ገብረሚካኤል ምስ ኣባላትን ኣመራርሓን ፍሉያት ኮማንዶ ፀረ ግብረ ራዕዲ ዘቲዮም። እቶም ኮሚሽነር ጀነራል ብፍሉይ ኮማንዶ ብምስልጣን ኣብ ዝተፈላለዩ ግዳጃት ጅግንነት ዝፈፀሙን ኣብዚ ሐዚ እዋን እውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሕውየት ዓውደ ትምህርቲ ትግራይ ዝጠመተ ዓውደ መፅናዕቲ ክሳለጥ ኢዩ Desta May 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዙርያ ሕውየት ዓውደ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ዝጠመተ ዓውደ መፅናዕቲ ከምዘሳልጥ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ኣፍሊጡ። እቲ ዩንቨርስቲ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘማሓላለፎ መልእኽቲ፥ እቲ ዓውደ መፅናዕቲ ካብ 24 ጉንበት 2016 ዓ.ም ከምዝጅመር ገሊፁ።…