Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኤክስፖ ስትራይድ ኢትዮጵያ መሪቖም ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኤክስፖ ስትራይድ ኢትዮጵያ መሪቖም ከፊቶም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው፣ ኣፈ ጉባኤታት ክልቲኦም ኣብያተ ምኽሪ፣ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት፣ ሚኒስትራት፣ ዲፕሎማትን መዳርግቲ ኣካላት…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ እዋን ኣኸዛ 1 ነጥቢ 3 ሚሊየን ሄክታር መሬት ለሚዑ- ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ እዋን ኣኸዛ 1 ነጥቢ 3 ሚሊየን ሄክታር መሬት ለሚዑ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ምርግጋፅ ስግግር ግብርና…

ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ምፍራይ ምህርቲ “PPC” ንግዚኡ ከምዘቋረፀ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ምፍራይ ምህርቲ “PPC” ንግዚኡ ከምዘቋረፀ ኣፍሊጡ። እቲ ፋብሪካ ምስ እታወት ወይ ጥረ ኣቕሓ ሲሚንቶ ዝተኣሳሰረ ጊዜያዊ ፀገም ስለዘጋጠሞ ምፍራይ እቲ ምህርቲ PPC ብግዚያዊነት ከምዘቋረፆ ኢዩ ገሊፁ። ኣብዚ ሐዚ እዋን…

ብኹሎም ዓውዲታት ዓቕምኻ ምምዕባል መግለፂ ባህሪ ፕሮፌሽናል ሰራዊት ኢዩ- ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኹሎም ዓውዲታት ዓቕምኻ ምምዕባል መግለፂ ባህሪ ፕሮፌሽናል ሰራዊት ኢዩ ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ኣብ ቢሾፍቱ ዝርከብ  ሪፈራል ሆስፒታል ሓይሊታት ሰራዊት ኣብ…

ሰለሞን ባረጋ ብ5000 ሜትሮ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰለሞን ባረጋ ኣብ ሎስኣንጀለንስ ኣብ ዝተኻይድ ውድድር 5000 ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮ ተዓዊቱ። በሪሁ ኣረጋዊ ድማ ብ12:52.09 ብምእታው ካልኣይ ብምዃን ውድድሩ ምዝዛሙ ካብ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ እምነ ኩርናዕ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣምቢረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ እምነ ኩርናዕ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣምቢረን። እተን ሚኒስትር ዴኤታ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ኣብ ሓበራዊ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ እውን ከምዝገበራ ተገሊፁ። ኣብቲ ዘተ፥…

1 ሺሕን 147 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀገም ዝነበሩ 1 ሺሕን 147 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ሎሚ መዓልቲ ካብ ዝተመለሱ፥ 80 ደቂ ኣኒስቲዮ እንትኾና 21 ድማ ህፃናት ኢዮም። ነቶም ተመለስቲ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲን መፅንሒ ማእኸላትን ድጋፍን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ስፔሻላይዝድ ሪፈራል ሆስፒታል ሰራዊት ምክልኻል ሃገር መሪቖም ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ስፔሻላይዝድ ሪፈራል ሆስፒታል ሰራዊት ምክልኻል ሃገር መሪቖም ከፊቶም።   እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ ስነስርዓት ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ዝኾነ ይኹን ሕክምና ወፃኢ ዓዲ በዚ ሆስፒታል ምሕላፍ…

ኢትዮጵያ ብዓውዲታት ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን ዘለዋ ተመክሮ ሂባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብዓውዲታት ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን ዘለዋ ተመክሮ ኣብ ጋና ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል ሳልሳይ ሚዲያን ኮሚኒኬሽንን ኣፍሪካ ከምዝሃበት ኣገለግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ፕሬዚዳንት ጋና ናና ኣኮፎ ኣዶ ኣብ ዝተረኸብሉ እቲ መድረኽ፥ ሚኒስትር…

ም/ቀ/ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ኣገልግሎት ምዝገባ ዲጂታል መለለዪ መንነት ኢትዮ-ቴሌኮም ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣካቢ ቦርድ ኢትዮ-ቴሌኮምን ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ኣገልግሎት ምዝገባ ዲጂታል መለለዪ መንነት ኢትዮ-ቴሌኮም ዑደት ኣሳሊጦም። ኢትዮ-ቴሌኮም ኣዲስ ኣበባ ሓዊሱ ኣብ 29 ከተማታት ኢትዮጵያ ማእኸላት መውሃቢ ኣገልግሎት ምዝገባ…