Fana: At a Speed of Life!

መርሃ ግብሪ ምብራህ ሽግ ኦሎምፒክ ፓሪስ 2024 ኣብ ከተማ ቦንጋ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ምብራህ ሽግ ኦሎምፒክ ፓሪስ 2024 ኣብ ከተማ ቦንጋ ተሳሊጡ። እቲ መርሃ ግብሪ “ኢትዮጵያ ትወዳደር፣ ተወዳዲራ እውን ትተዓወት” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ፕሬዚዳንት ኮሚቴ ኦሎምፒክ ኢትዮጵያ…

ፋውንዴሽን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘህነፆም ኣባይቲ ብዕፃ ተሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋውንዴሽን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ኮየ ፌጨን ቃሊቲን ሳይታት ዘህነፆም 1 ሺሕን 336 መንበሪ ኣባይቲ ብዕፃ ንተረሕቲ ተሓላሊፎም። ኣብቲ ስነ ስርዓት ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማ%ርሻል ብርሃኑ ጁላ፣ ሚኒስትር…

ኢትዮጵያውያን ሰገናት ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ሮቦፌስት ይሳተፉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ሰገናት ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ  ዓለም ለኸ ውድድር ሮቦፌስት ይሳተፉ ኣለዉ። እቶም ተወዳደርቲ ብደገፍ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ፣ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆትን ማእኸል ቴክኖሎጂ ሮቦቲክስ ኣቦጊዳን ብምትሕብባር ኢትዮጵያዊያን ተምሃሮ ኣብ…

ኣብ መቐለ ንዝተወደቡ 18 ማሕበራት መምህራን ዝኸውን መምበሪ ኣባይቲ ንምህናፅ ዘኽእል ስነ ስርዓት ዕደላ መሬት ፅባሕ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መቐለ ንዝተወደቡ 18 ማሕበራት መምህራን ዝኸውን መምበሪ ኣባይቲ ንምህናፅ ዘኽእል ስነ ስርዓት ዕደላ መሬት ፅባሕ 3 ጉንበት 2016 ዓ.ም ክሳለጥ ኢዩ። እቶም መምህራን፥ ቅድሚ ኣርባዕተ ዓመት ብማሕበር ተወዲቦም ንመንበሪ ዝውዕል መሬት…

ንህዝቢ ብመሰረት ዝተኣተወ ቃል ሕቶታት ንምምላስ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምውዳድ ክስራሕ ኢዩ- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህዝቢ ብመሰረት ዝተኣተወ ቃል ሕቶታት ንምምላስ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምውዳድ ክስራሕ ኢዩ ክብላ  ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ተዛሪበን። ኣብ ኣዲስ ኣበባ መሰረታዊ ለውጢ ንምምፃእ እንትካየድ ዝነበረ ወርክሾፕ ምድላው…

ኣብ ዝቋላ ንፁሃን ብምቕታል ዝተሳተፉ ክልተ ሻምበል ግብረ ራዕዲ ሸኔ መስ ኣዘዝቶም ተደምሲሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቋላ  ንፁሃን ብዘይርህራሀ ብምቕታል ዝተሳተፉ ክልተ ሻምበል ግብረ ራዕዲ ሸኔ ምስ ኣዘዝቶም ከምዝተደምሰሱ ራብዓይ ሬጂመንት ክፍለ ሰራዊት ጉና ኣፍሊጡ። ኣብ ምድራቕ ዞባ ሸዋ ወረዳ ሊበን ጭቋላ ኣብ ዘለዋ ጣቢያታትን ጎቦን ጫካን ዝቋላ አቦን…

ኣብ ዓውዲ ግብርና ዝረኸብናዮ ዓወት ኣብ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ንምድጋም ግዙፍ ትልሚ ኣለና-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ግብርና ዝረኸብናዮ ዓወት ኣብ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ንምድጋም ግዙፍ ትልሚ ኣለና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ህንፀት ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ገዳ ኣብ መንጎ ክልል ኦሮሚያን ሲ ሲ ኢ ሲሲን ዝተገበረ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ገዳ ብዕሊ ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ክልል ኦሮሚያ ወረዳ ሉሜ ዝህነፅ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ገዳ ብዕሊ ኣጀሚሮም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እዚ ታሪካዊ ኣጋጣሚ ሓዱ…

ኣሜሪካ ሰላም ኢትዮጵያ ዝህውኹ ኣብታ ሃገር ዝቕመጡ ተደለይቲ ኣሕሊፋ ብምሃብ ምትሕብባር ንክትገበር ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ሰላም ኢትዮጵያ ዝህውኹ ኣብታ ሃገር ዝቕመጡ ተደለይቲ ኣሕሊፋ ብምሃብ ምትሕብባር ንክትገበር ተሓቲቱ። ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኤርቪን ማሲንጋን ዘቲዮም። ፖሊስ…

230 ኢትዮጵያውያን ካብ ኦማን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)230 ኢትዮጵያውያን ካብ ኦማን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ተመለስቲ ኩሎም ደቂ ተባዕቲዮ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ነቶም ተመለስቲ ኣድላዪ ደገፍ ብምግባር ናብ ስድረኦም ንምፅንባር ዘኽእል ኣድላዪ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ተሓቢሩ። ካብ 29 ሚያዚያ…