ስፓርት ሞሮኮን ዲሞክራቲክ ኮንጎን ማዕረ ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 34 ፅዋዕ ኣፍሪካ መፃረዪ ፀወታ ምድብ ሃገራውያን ጋንታታት ሞሮኮን ዲሞክራቲክ ኮንጎን 1 ን 1 ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ 11 ሰዓት ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ምድብ 6÷ ንሞሮኮ ኣሽራፍ ሃኪሚ ከምኡ እውን ንዲሞክራቲክ ኮንጎ ካቶምፓ ሙቩምፓ ሽቶታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት 5 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ሃረርጌ ዞን ወረዳ ጡሎ ከተማ ደበሶ ሎሚ ድሕሪ ሰዓት ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሓሙሽተ ሰባት ሓሊፉ። በቲ ሓደጋ ህይወቶም ካብ ዝሓለፉ ሰባት ብተወሳኺ ካልኦት ሓሙሽተ ሰባት ከቢድን ቀሊልን ጉድኣት ኣካል ከመዘጋጠሞም ሓላፊ…
ስፓርት ኢትዮጵያ ካብ ፅዋዕ ዓለም ደቂ ኣንስትዮ ኮሎምቢያ ወፃእ ኮይና Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ትሕቲ 20 ዓመት ደቂ ኣንስትዮ ካብ ፅዋዕ ዓለም ኮሎምቢያ ወፃእ ኮይና። እታ ሃገራዊት ጋንታ÷ ሎሚ መዓልቲ ናይ መወዳእታ ዙር መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ምስ ሞሮኮ መዘናኣ ተፃዊት፡፡ ሎሚ ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ተወከልቲ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2016 ( ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳን ምስ ተወከልቲ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ኣብ ከተማ ማይጨው ተዛቲዮም። ኣብቲ መድረኽ ዘተ÷ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ግዝያዊ ምምሕዳር ሓዊሱ ካብ ዝተፈላለየ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝተረኸበ ኣንፃራዊ ሰላም ክቕፅል ንምግባር ኣባላት ፀፅታን ድሕንነትን ብቆራፅነት ክሰርሑ ይግባእ – ሌ/ጄ ብርሃኑ በቀለ Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2016 ( ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝተረኸበ ኣንፃራዊ ሰላም ክቕፅል ንምግባር ኣባላት ፀፅታን ድሕንነትን ብቆራፅነት ክሰርሑ ከምዝግባእ ዋና ኣዛዚ እዚ ሰሜን ምዕራብን ኣካቢ ኮማንድ ፖስት እቲ ቀጠናን ሌተናል ጄኔራል ብርሃኑ በቀለ ገሊፆም። ኣብ ክልል ኣምሓራ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ኣብ ፕሮጀክት ፅይ መስተ ማይ ዲጋላ-ጅቡቲ ዶብ ተሳጋሪ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2016 ( ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ ( ዶ/ር ኢ/ር) ኣብ ፕሮጀክት ፅይ መስተ ማይ ዲጋላ-ጅቡቲ ዶብ ተሳጋሪ ዑደት ገይሮም። ኣብ እዋን እቲ ዑደት ሓላፊ ቆንስላ ጅቡቲ ኣብ ድሬዳዋ ሙሴ ሃጂ ጃማ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ዘፈር ማይን ሳኒቴሽንን ኣምባሳደር…
ስፓርት ኣብ ማራቶን ታታ ሙምባይ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2016 ( ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንዲ ኣብ ዝተኻየደ ታታ ማራቶን ሙምባይ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሻምናይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚሞም፡፡ ኣብ ውድድር ማራቶን ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያን አትሌቶች ኣትሌታት ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሻምናይ ደረጃ ብመሓዝ ዝዛዘማ እንትኾና÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ኡጋንዳ ካምፓላ ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ሃገሮም ተመሶም Gebremariam Weldegerima Jan 19, 2024 0 ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ልኡኾምን ኣብ ኡጋንዳ ካምፓላ ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ኢትዮጵያ ተመሶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትርን ልኡኾምን÷ ኣብ ጉባኤ ርእሳነ ብሄርን ርእሳነ መንግስታትን ጎስጓስ ገለልተኛ ሃገራት ንምስታፍ ናብ ኡጋንዳ ካምፓላ ኣምሪሖም ከምዝነበሩ ይፍለጥ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 7 ኣባላት ዘለዉዎ ጉጅለ ገበን ስርቂ “ሿሿ” ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ Gebremariam Weldegerima Jan 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታ ብተሽከርካሪት ብምንቅስቓስ ብልምዲ “ሿሿ" እናተብሃለ ዝፅዋዕ ገበን ስርቂ እናፈፀሙ ዝነበሩ ሸውዓተ ኣባላት ዘለዉዎ ጉጅለ ገበን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ፖሊስ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ኣባላት እቲ ጉጅለ ምርመራ እናተፃረየ ምዃኑ…
ስፓርት ኬፕ ቨርዴ ናብ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ዝተፀምበረት ፈላመይቲ ሃገር ኮይና Gebremariam Weldegerima Jan 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 34 ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ኬፕ ቨርዴ ናብ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ዝተፀምበረት ፈላመይቲ ሃገር ኮይና፡፡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ኬፕ ቨርዴ ንሞዛምቢክ 3 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ፡፡ እተን ሸቶታት ድማ÷ ቤቤ፣ ሜንዴስን ሌኒኒን…