ሐዚ ዘሎ ትውልዲ ክብሪ ሃገሩን ፀለምቲ ህዝብታትን ንክቕፅል ኣፍሪካዊ ትካላት ክድግፍ ከምዝግባእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሐዚ ዘሎ ትውልዲ ክብሪ ሃገሩን ፀለምቲ ህዝብታትን ንክቕፅል ኣፍሪካዊ ትካላት ክድግፍ ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም።
ኣይተ ደመቀ፥ ዓለም ለኸ ታሪኽ ፀለምቲ ህዝብታት፣ ቅርስን ማእኸል…