ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ዛዕባ ምሕላው ፅሬት ንምቅልጣፍ ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለም ዛዕባ ሓለዋ ፅሬት ማይ፣ ከባቢን ውልቀ ፅሬትን (ዋሽ) ንምቅልጣፍ ብሓባር ንምስራሕ ከምዝተስማዕምዑ ተገሊፁ፡፡ ሚኒስቴር ገንዘብ ምስ ባንኪ ዓለም ብምትሕብባር ጎድና ጎድኒ ጉባኤ መራሕቲ ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ (ዋሽ)…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 11 ኤ350-900 ኣውሮፕላናት ንምእዛዝ ምስ ኤር ባስ ስምምዕነት ተፈራሪሙ Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 11 ኤ350-900 ኣውሮፕላናት ንምእዛዝ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ምስ ኣፍራዪ ኣውሮፕላናት ኤር ባስ ተፈራሪሙ። እቲ ምምዕነት ተወሰኽቲ ሽዱሽተ ኣውሮፕላላንት ናይ ምግዛእ ኣማራፂ ኣብ ውሽጡ ዘካተተ ከምዝኾነ ካብቲ መገዲ ኣየር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ስዑድ ዓረብ ንመጣየሺ ካብ ስደት ተመለስቲ ዝውዕል ፕሮጀክት ሓገዝ 1 ሚሊየን ዶላር ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ስዑድ ዓረብ ንመጣየሺ ካብ ስደት ተመለስቲ ዝውዕል ፕሮጀክት ሓገዝ 1 ሚሊየን ዶላር ዕላዊ ምግባሩ ኣፍሊጡ። እቲ ሓገዝ ካብ ስዑድ ዓረብ ዝምለሱ ልዕሊ 18 ሺሕ ዜጋታት ንምቕባልን ኣብ መዕቖቢ ብዝዓርፉ ተመለስቲ ሰብኣዊ ሓገዛት ንመሃብ ከምኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ መበል 13 ፎረም መናእሰይ ዩኔስኮ ትሳተፍ ኣላ Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ኣብ 13 ፎረም መናእሰይ ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን (ዩኔስኮ) ውሕመ ይሳተፋ ኣለዋ። እቲ ፎረም ክሌማዊ ለውጢ እናስዐቦ ዝርከብ ፅዕንቶ ንምፅዋር ኣብ ግደ መናእሰይ ትኹረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሪፐብሊክ ሱዳን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሪፐብሊክ ሱዳን ጀነራል ኣብዱልፈታህ ኣልቡርሃን ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ሓበራዊ ኣብ ዝኾኑ እዋናዊ ጉዳያት ትኹረት ከምዝገበረ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 2ይ ዝተዋደደ ምላሽ ማዕቐፍ ሕጊ ጉዳይ ፍልሰተኛታት ኢጋድ ዝተመልከተ ዓውደ መፅናዕቲ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)2ይ ዝተዋደደ ምላሽ ጉዳይ ፍልሰተኛታት በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ማዕቐፍ ሕጊ ዝተመልከተ ዓውደ መፅናዕቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኢጋድ ቀዳማይ ጉዳይ ምላሽ ማዕቐፍ ሕጊ ፍልሰተኛታት ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባን ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባን ስራሕቲ ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን ብሓባር ንምስራሕ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣድማሱ ዳምጠው ከምዝገለፁዎ÷ እቲ ሰነድ ስምምዕት ብወገን እቲ ዩኒቨርሲቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ልኡኽ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ቻይና ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ተዓዚቡ Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ቻይና ፕሮጀክት መስኖ ዱጂያንግያን ጎብንዩ፡፡ እቲ ፕሮጀክት መስኖ÷ ውሕጅ ንምክልኻል፣ ፍልፍል መስኖ ማይ ከባቢ ቼንዱ ንምዃንን ከም መስሕብ ቱሪስት ንምግልጋልን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ባንጉይ በረራ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ርእሰ ከተማ ሴንትራል ኣፍሪካ ባንጉይ በረራ ጀሚሩ። ዋና ሓላፊ ዘፈር ንግዲ እቲ መገዲ ኣየር ለማ ያዴቻ÷ ኣብ 2030 ናብ ርእሰ ከተማ ኩለን ሃገራት ኣፍሪካ ናይ ምብራር ትልሚ ከምዘሎ ኣልዒሎም፡፡ እቲ መገዲ ኣየር ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቻይናን ኣሜሪካን ቅልውላው ክሌማዊ ለውጢ ንምፍታሕ ብሓባር ክሰርሓ ኢየን Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይናን ኣሜሪካን መተሓሳሰቢ እናኾነ ዝመፅአ ቅልውላው ክሌማዊ ለውጢ ንምፍታሕ ብሓባር ከምዝሰርሓ ገሊፀን። እተን ሃገራት ምትሕብባረን ንምድንፋዕ ከምዝተስማዕማዓን ሓበራዊ መግለፂ ከምዘውፃኣን ሚኒስቴር ስነ-ምህዳርን ሓለዋ ከባቢን ቻይና ሎሚ ዕላዊ…