ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ እዋናዊን ዓቕሚ ሎጂስቲክስ ተሓሳቢ ዝገበረን ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ እዋናዊን እናዓበየ ዝመፅአ ዓቕሚ ሎጂስቲክስ ተሓሳቢ ዝገበረን ከምዝኾነ ዋና ዳይሬክተ በዓል መዚ ማሪታይም ኢትዮጵያ ኣብዱልበር ሸምሱ ገፆም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ቀረባ እዋን ንኣባላት ባይቶ ወከልቲ…