ኣብ ባህርዳር እናተኻየዱ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ነታ ከተማ ዘዉቅቡ እዮም – ም/ቀ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ከተማ ባህርዳር ስራሕቲ ትሩፋት ሌማትን ካልኦት ስራሕቲ ልምዓትን ተዓዚቦም፡፡
ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ዑደት ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣረጋ ከበደ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ…