ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝገጠመና ፀለኢ ነቀርሳ ኢትዮጵያ ዝኾነ ፀላኢ ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Jul 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ጁንታ ዝረኸቦ ፖለቲካዊ ስልጣን ንሃገሩ ንምፍራስ ዝተጠቐመሉ ኣብ ታሪክ ብሕታዊ ጉጅለ አዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ሐቢሩካ ዝነበረ ሰይጣን በቐሊሉ ኣይንቀልን ከምዝበሃል እየማነ ፀጋም ምርጋሕ ኣይቐርን ብምባል፥ ብርግፀኝነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ንትግራይ ዝኸውን ሰብኣዊ ሐገዝ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ መቐለ በረራ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)<span;>ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ንትግራይ ዝኸውን ሰብኣዊ ሐገዝ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ መቐለ በረራ ጀሚሩ። ካብ ኣዲስ ኣበባ ሽዱሽተ ሰባት ሒዛ ናብ መቐለ ዝበረረት ኣውሮፕላን ንብረትነታ ናይ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ውድብ ሕቡራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈጣሪ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብተግባር ይድግፉ ኢዮም ተባሂሎም ዝተጠርጠሩ 323 ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈጣሪ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብተግባር ይድግፉ ኢዮም ተባሒሎም ዝተጠርጠሩ 323 ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቶም ተጠርጠርቲ ምርመራ ይግበረሎም ከምዘሎ እውን ገሊፁ። ኮሚሽነር እቲ ኮምሽን ጌቱ ኣርጋው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ናብ ትግራይ ዝለኣኽ ሰብኣዊ ደገፍ ንከይጎዓዓዝ ኣተዓናቒፉ Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ካብ ዓፋር ናብ መቐለ ዝለኣኽ ሰብኣዊ ደገፍ ንከይጎዓዓዝ ብኸቢድ ብረት ብምድብዳብ መገዲ ከምዝዓፀየ ተገሊፁ። መንግስቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ትግራይ ንክኣቲ በይናዊ ደው ምባል ተኹሲ ምውሳኑ ይዝከር። ነዚ ስዒቡ ሰብኣዊ ሓገዝ ንብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ተወካሊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ተወካሊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣቱዋል ካሬ ተዛቲዮም። ኣብ እዋን እቲ ዘተ ሓይሊ ኣኽባሪ ሰላም ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መነግስታት ዝተፃወቶ ግደ ብዝምልከት ኣይተ ደመቀ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተቐዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ኡመር እድሪስ ንበዓል ዒድ ዓረፋ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ተቐዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ኡመር እድሪስ ንበዓል ዒድ ዓረፋ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቲ በዓል ኣብ ማሕበረሰብ ሙስሊም ዓብዪ በዓል ከምዝኾነ ብምግላፅ፥ እቲ በዓል እንትኽበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህወሓት ህፃናት ንኲናት ብምስላፍ ብዝፍፅሞ ዘሎ ገበን ተሓታቲ ንክኸውን ትዴፓ ፃውዒት ኣቕሪቡ Gebremariam Weldegerima Jul 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ህፃናት ንኲናት ብምስላፍ ብዝፍፅሞ ዘሎ ገበን ተሓታቲ ንክኸውን ናይ ትግራይ ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ (ትዴፓ) ፃውዒት ኣቕሪቡ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት እቲ ፓርቲ ኣይተ ተሻለ ንጉሴ፥ ህፃናት ንኲናት ምስላፍ ብኢትዮጵያ ይኹን ሕጊ ዓለም ብገበን ዘሕትት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ እቲ ቀጠና ለቒቑ ዝወፅአ ንህዝቢ ዕረፍቲን ሰላምን ዕድል ንመሃብ ኢዩ – ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን Gebremariam Weldegerima Jul 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ እቲ ቀጠና ለቒቑ ዝወፅአ ንህዝቢ ዕረፍቲን ሰላምን ዕድል ንመሃብ እምበር ናይ ቆንፂ ቀጠና ንምቕያር ከምዝኾነ ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ዲኤታ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ኣብ ዝሃቡዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጁንታ ካብ ፀገም፣ ቅርሕንቲን ወፃእ ምንባር ኣይኽእልን-ሌተናል ጀነራል ባጫ ደበሌ Gebremariam Weldegerima Jul 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ኣተሓባባሪ ስራሕቲ ህንፀት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሌተናል ጀነራል ባጫ ደበሌ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ መግለፂ ሂቦም። ሌተናል ጀነራል ባጫ ደበሌ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ መንግስቲ በይናዊ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ዝወሰኖ ውሳነ እቲ ጁንታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና 47 ተሽከርከርቲ ካብ ሰመራ ናብ መቐለ ፅባሕ ክጎዓዓዛ ኢየን Gebremariam Weldegerima Jul 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንትግራይ ዝኸውን ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና 47 ተሽከርከርቲ ካብ ሰመራ ናብ መቐለ ፅባሕ ክጎዓዓዛ ኢየን ክብል ብሄራዊ ኮሚሽን ሓደጋን ድልውነትን ኣመራርሓ ስራሕን ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ኣይተ ምትኩ ካሳ፥ ብፕሮግራም ምግቢ ዓለምን ካልኦት ዓለም…