ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ መተከል ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ህይወት ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Dec 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ኣብ ዞባ መተከል ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ህይወት ሰባት ምሕላፉ ሓላፊ ቢሮ ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ እቲ ክልል ኣይተ መለሰ በየነ ኣፍሊጦም። በቲ ዝተፈፀመ ኢሰብኣዊ ተግባር ህይወት ሰብ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብወገን ሱዳን ኣብ ናይ ሓባር ዶብ ዝተገበሩ ሓደሽቲ ለውጢታትን ምንቅስቓሳትን ዝፀንሑ ስምምዕነታት ዝጥሕሱ ብምዃኖም ብህፁፅ ደው ንክብል ኣተሓሳሲባ Gebremariam Weldegerima Dec 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ካልኣይ ፖለቲካዊ ዘተ ላዕለዎት ኣመራርሕ ጉዳያት ዶብ ኢትዮ ሱዳን ተዛዚሙ። እቲ መድረኽ ዘተ ኣብ ሱዳን ካርቱም ነክልተ መዓልታት ኢዩ ተሳሊጡ። ክልቲኦም ወገናት ኣብ ከባቢ ናይ ሓባር ዶብ ኣብ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ብዝምልከት ሓሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በቢመዓልቱ ልዕሊ 300 ተሓከምቲ ኮቪድ-19 ናብ ፅኑዕ ሕክምና ከምዝኣትዉ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Dec 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በቢመዓልቱ ልዕሊ 300 ተሓከምቲ ኮቪድ-19 ክትትል ፅኑዕ ሕክምና ከምዘድሊዮምን ካብ ሞንጎ እዚኣቶም ክሳብ 50 ዝበፅሑ ንመተንፈሲ ኣካል ዝሕግዝ ማሽን ዘድሊዮም ምዃኑን ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ክማልኡ ዝግበኦም ሰነዳት ዘየማልኡ 26 ፓርቲታት ፖለቲካ ከምዝሰረዘ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Dec 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኩሎም ፓርቲታት ፖለቲካ ክማልኡዎም ዝግብኡ መለክዒታት ከማልኡ ብፅሑፍ ንኽበፅሐም ይግበር እምበር ክማልኡ ዝግበኦም ሰነዳት ዘየቕረቡ 26 ፓርቲታት ፖለቲካ ከምዝሰረዘ ኣፍሊጡ። ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትጵያ፥ ኣዋጅ ቁፅሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣይተ ደመቀ መኮነን ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ምክትል ኣቦ መንበር ሉእላዊ ቤት ምኽሪን ወተሃደራዊ ቤት ምኽሪ ሽግግርን ሌ/ጄ መሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Dec 23, 2020 0 አዲስ አበባ፣ታህሳስ 13፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ምክትል ኣቦ መንበር ሉእላዊ ቤት ምኽሪን ወተሃደራዊ ቤት ምኽሪ ሽግግርን ሌተናንት ጄኔራል መሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ ተዛቲዩ። ኣብ ሱዳን ካርቱም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ዳይሬክተር ትካል ገንዘብ ዓለም ክርስታሊና ጆርጂዩቫ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣14 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ዳይሬክተር ትካል ገንዘብ ዓለም(አይ ኤም ኤፍ) ክርስታሊና ጆርጂዩቫ ተዛቲዮም። ኣብ መንጎ ድኻን ሃፍታምን ዘሎ ኣፈላላይ ናብራ ብዛዕባ ምፅባብን ብምኽኒያት ምንቅስቓስ ሓምለዋይ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 290 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Dec 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 347 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 290 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 120 ሺሕን 638…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትእምት ብውሑዳት ተወኒኑ እንተፀንሐ እዉን ሃፍቲ ህዝቢ ስለ ዝኾነ ስርሑ ንክቕፅል መንግስቲ ከምዝወሰነ ዶከተር ኣብረሃም በላይ ኣፍልጦም Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትእምት ብውሑዳት ተወኒኑ እንተፀንሐ እዉን ሃፍቲ ህዝቢ ስለ ዝኾነ ስርሑ ንክቕፅል መንግስቲ ከምዝወሰነ ላዕለዋይ ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ዶከተር ኣብረሃም በላይ ኣፍልጦም። ዶክተር አብርሃም ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ዝሃብዎ ጋዝጣዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጊዝያዊ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ምስ ማሕበረሰብ ንግዲ ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጊዝያዊ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ምስ ማሕበረሰብ ንግዲ እታ ከተማ እዋናዊ ኩነታት ብዝምልከት ተዛቲዩ፡፡ እቶም አባላት ማሕበረብ ንግዲ ኣብታ ከተማ ዝተፈጠረ ሰላማዊ ምንቅስቓስ ብምጥቃም ናብ ስረሖም ብሙሉእ ዓቕሞም ንክምለሱ ፃውዒት ቀሪቡ፡፡ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ መበል ካልአይቲ ሳተላይት አሐንቢባ Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣13 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኢቲ ስማርት አር ኤስ ኤስ ( ET-Smart-RSS ) ሳተላይት አሐንቢባ። ስፔስ ሳይንስን ኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ከምዝበሎ እታ ሎሚ መዓልቲ ተሓንቢባ ዘላ ሳተላየት መበል ካልአይቲ ኢያ። “ኢቲ ስማርት” ዝብል ስያመ ዝተውሃበ…