ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕውነት ኢትዮጵያን ሱዳንን ንሓበራዊ ምዕባለ ወሳኒ ኢዩ -ኣይተ ደመቀ መኮነን Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕውነት ኢትዮጵያን ሱዳንን ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንክበፅሕ እወንታዊ ባህጊ ኢትዮጵያ ከምዝኾነ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። መበል ካልኣይ ዙር መድረኽ ዘተ ላዕለዎት ብርኪ ፖለቲካ ጉዳያት ዶብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ነበርቲ ክልል ቤንሻንጉልጉምዝ ዞባ መተከል ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ቤንሻንጉልጉምዝ ምስ ነበርቲ ዞባ መተከል ተዛቲዮም። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ረእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን፣ ሚኒስትር ሰላም ሙፈሪያት ካሚል፣ ላዕለዋይ ኤታማጆር ሹም ሰራዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ጉድኣት ዝበፅሖም መሰረተ ልምዓታት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ብምፅጋን ኩለን ከተማታትን ጣቢያታት ገፀርን ኣብ ዝሓፀረ እዋን ሓይሊ ንክረኽባ ንምግባር… Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታህሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ጉድኣት ዝበፅሖም መሰረተ ልምዓታት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ብምፅጋን ኩለን ከተማታትን ጣቢያታት ገፀርን ኣብ ዝሓፀረ እዋን ሓይሊ ንክረኽባ ንምግባር ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ። ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ከተማታት ዋጃ፣ ኣላማጣ፣ ኮረም፣ ማይጨው፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ውቕሮ ጊዝያዊ ኣወዳድባ ምምሕዳር ምዝርጋሕ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ከተማ ውቕሮ ጊዝያዊ ኣወዳድባ ምምሕዳር ብዕሊ ምዝርጋሕ ተጀሚሩ። ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምስ ነበርቲ ከተማ ውቕሮ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ ተዛቲዩ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ጊዚያዊ ምምሕዳር ዶክተር ሙሉ ነጋን…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 397 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 242 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 397 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 120 ሺሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣካዳሚክ ዲን ሰራዊት ምክልኻል ዝነበሩ ብ/ጄ ኣሊጋዝ ገብሬ ሓዊሱ ኣርባዕተ መኮንናት ጦር ንራብዓይ ግዘ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም Gebremariam Weldegerima Dec 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣካዳሚክ ዲን ሰራዊት ምክልኻል ዝነበሩ ብርጋዴር ጄነራል ኣሊጋዝ ገብሬ ሓዊሱ ኣርባዕተ መኮንናት ጦር ንራብዓይ ግዘ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ ፌዴራል መጋባእያ ምድብ ኣራዳ 2ይ እዋን ቆፀሮ ዝቐረቡ ተጠርጠርቲ፥ ብርጋዴር ጄነራል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሎኔል ይርጋለም ፍቓዱን ሌተናል ኮሎኔል ተወልደ ብርሃንን ክሃድሙ ክብሉ ኣብ ዓፋር ከምዝተትሓዙ መርማሪ ፖሊስ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሎኔል ይርጋለም ፍቓዱን ሌተናል ኮሎኔል ተወልደ ብርሃንን ክሃድሙ ክብሉ ኣብ ዓፋር ከምዝተትሓዙ መርማሪ ፖሊስ ንመጋባእያ ዕላዊ ገይሩ። እዚ ዝገለፀ ኣባል ምርመራ ገበን ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ተጠርጠርቲ ብወሓስ ንቤት ፍርዲ ምሕታቶም ስዒቡ ኢዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 38 ህፁፅ ጉባኤ መራሕቲ ኣባላ ሃገራት ኢጋድ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምሕላፍ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Dec 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 38 ህፁፅ ጉባኤ መራሕቲ ኣባላ ሃገራት ኢጋድ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምሕላፍ ተዛዚሙ። ኣብ ጂቡቲ ዝተሳለጠ እቲ ጉባኤ፥ ኢጋድ ኣብ ፖለቲካዊ፣ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን ጉዳያት ዞባ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣንፈት ኣቐሚጡ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ዑደት ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Dec 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ትግራይን ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ኣብ ከተማ ዓዲግራት ብጁንታ ህወሓት ዝበፅሐ ጉድኣት ዑደት ኣካይዶም። ብዋና ፈፃሚ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ሙሉ ነጋን ላዕለዋይ ኣመራርሓ ፓርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሜጀር ጀኔራል ይልማ መርዳሳ ኣብ ምድብ ኣየር ምዕራብ ዑደት ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Dec 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሜጀር ጀኔራል ይልማ መርዳሳ ኣብ ምድብ ኣየር ምዕራብ ዑደት ኣካይዶም። ኣብ እዋን ዑደት ድማ ሰራዊት እቲ ምድብ ከሓዲ ዝሸረቦ ሃገር ናይ ምትርማስ ትልሚ ንምፍሻል፥ ኣመራርሑኡ ብጥበብ ኣባላት ድማ ብጅግንነት…