ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ዝተወደበ 1 ን20 ዝብል ጉጅለ ብምርመራ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ካብ ህወሓትን ኦነግ ሽኔን ልኡኽ ጥፍኣት ብምውሳድ ዝተወደበ 1 ን20 ዝብል ጉጅለ ብምርመራ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ። ኣቢሮ ምርመራ ገበን እቲ ኮሚሽን ረኺበዮ ዝበሎ ሓበሬታ ዘብረሀ ብእኒ ሜጀር ጄነራል ገብረመድህን ፍቃዱ 7…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይን ፕሬዚዳንት ኬኒያ ኡሁኑ ኬንያታን ምስ ነበርቲ ከተማ ሞያሌ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚዳንት ኬኒያ ኡሁኑ ኬንያታን ምስ ነበርቲ ከተማ ሞያሌ ተዛቲዮም። እቶም መራሕቲ ምስ ነበርቲ ኣብ ዝነበሮም ዘተ፥ ዶብ ተሳጋሪ መሰረተ ልምዓታት ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ብምምዕባል ቀጠናዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይን ፕሬዚዳንት ኬኒያ ኡሁሩ ኬንያታን ናይ ሓባር ጣቢያ ተፍቲሽ ሞያሌ መሪቖም ከፊቶም Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚዳንት ኬኒያ ኡሁሩ ኬንያታን ናይ ሓባር ጣቢያ ተፍቲሽ ሞያሌ መሪቖም ከፊቶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ሞያሌ ጣቢያ ተፍቲሽ እንትበፅሑ ፕሬዚዳንት ኬኒያ ኡሁኑ ኬንያታ ኣቀባብላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዳማ ምስ ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ዘተ ይግበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓለፍቲ ፓርቲ ብልፅግና ከተማ ኣዳማ ኣብታ ከተማ ምስ ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ዘተ ይግበሩ ኣለዉ። ህዝቢ ትግራይ ልክዕ ከም ኩሉ ኢትዮጵያዊ ንህልውና ሃገር እንትቃለስ ዝፀንሐ ሃገሩ ዝፎቱ ህዝቢ ከምዝኾነ ኣብ ቤት ፅሕፈት…
ቢዝነስ ኢትዮጵያን ኬንያን ዘተኣሳስር ፕሮጀክት መገዲን ጣቢያ ተፍቲሽን ሃዋሳ ሞያሌ ሎሚ መዓልቲ ክምረቕ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ኬንያን ዘተኣሳስር ኣካል ፕሮጀክት ህንፀት ኮሪደር ሞምባሳ-ናይሮቢ -ኣዲስ ኣበባ ዝኾነ መገዲን ጣቢያ ተፍቲሽን ሃዋሳን ሞያሌ ሎሚ መዓልቲ ክምረቕ ኢዩ። ህንፀት ኮሪደር ሞምባሳ - ናይሮቢ - ኣዲስ ኣበባ ዝኾነን 500 ኪሎ ሜትሮ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 531 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 288 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 531 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 114 ሺሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ስራሕ መንግስቲ መሰረተ ልምዓታት መሊሱ ምህናፅን ዝተጎድኡ ዜጋታት ምጥያሽ ኢዩ – ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ መሰረተ ልምዓታት መሊስካ ምህናፅን ዝተጎድኡ ዜጋታት ምጥያሽን ቀዳማይ ተግባር መንግስቲ ከምዝኾነ ኣቐባሊ ቃል ዋሕዚ ሓበሬታ ኣዋጅ ክፁፅ እዋን ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ገሊፆም። ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴንን ኮሚሽነር ኮሚሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከይዲ ምኽባር ሕጊ ጉድኣት ዘጋጠሞም ወገናት ዝርከቡሎም ዝግበር ሰባኣዊ ሓገዝ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣29 ሕዳር፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ኣብ ኣላማጣ፣ መኾኒ፣ ጨረጨር፣ ዳንሻ፣ ማይካድራን ካልኦት ከባቢታትን ኣብ ከይዲ ምኽባር ሕጊ ጉድኣት ዘጋጠሞም ወገናት ዝርከቡሎም ዝግበር ሰባኣዊ ሓገዝ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ። ዓለ፣ ለኸ ትካላት ወሃብቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ትምህርቲ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን 10 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2020 0 ኣዲስ፣ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን 10 ሚሊየን ብር ደገፍ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። መርሃ ግብሪ ትምህርቲ ንምቕፃል ሰላም ሃገር ወሳኒ ከምዝኾነ ዝገለፁ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣይተ ሚሊየን ማቴዎስ፥ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ትግራይ መሊስካ እግሪ ንምትካል ፓርቲታት ፖለቲካን ስቪክ ማሕበራትን ግደኦም ንክዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ትግራይ መሊስካ እግሪ ንምትካል ፓርቲታት ፖለቲካን ስቪክ ማሕበራትን ግደኦም ንክዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ። ትካል ተጋሩ ኢትዮጵያውያን ኣብ ክሊ እዋናዊን መፃኢ ጉዳይን ትግራይ ኣብ ክልል ትገራይ ምስ ዝንቀሳቐሱ ኣመራርሓ ፓርቲታት ፖለቲካን ስሺክ…