ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስፖርት ንሓድነትን ሰላምን መፍትሒ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ Gebremariam Weldegerima Dec 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስፖርት ንሓድነትን ሰላምን መፍትሒ ከምዝኾነ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ተዛሪበን። ማሕበር ኮሚቴታት ኦሎምፒክ ኣፍሪካ ሓፈሻዊ ጉባኤኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣዳራሽ ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪካ እናሳለጠ ይርከብ። ኣብቲ ጉባኤ ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሆስፒታል ዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር በፂሖምዎም Gebremariam Weldegerima Dec 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሆስፒታል ዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር በፂሖምዎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ካብ ባዕሎም ዘቐደሙ ጀጋኑ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ክብሉ ዝገለፁዎም ወታደራት፥ ሎሚ መዓልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ስራሕቲ ልምዓት፣ ዴሞክራሲን ሰላምን ተጠናኺሮም ንኽቕፅሉ ኣንፈት ኣቐሚጡ Gebremariam Weldegerima Dec 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ስራሕቲ ልምዓት፣ ዴሞክራሲን ሰላምን ተጠናኺሮም ንኽቕፅሉ ኣንፈት ኣቐሚጡ። ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና፥ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ንክልተ መዓልቲ እናካየዶ ዝነበረ ስሩዕ ኣኼባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድሕሪ ወፍሪ ሕጊ ምኽባር ትግራይ መሊስና ምህናፅ ቀንዲ ተግባርና እዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Dec 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ድሕሪ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ንትግራይ መሊስና ምህናፅ ቀንዲ ተግባርና እዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እዚ ተግባር ሰለስተ መልክዕ ኣለዎ እዉን ኢሎም። ብመሰረት እዚ ሰብኣውን ማሕበራዊ ድጋፍ፣ ዝተጎድአ መሰረተ ልምዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ማሕበር ኮሚቴታት ኦሎምፒክ ኣፍሪካ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Dec 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ማሕበር ኮሚቴታት ኦሎምፒክ ኣፍሪካ (አኖካ) ሙስጠፋ ቤራፍ ተዛቲየን። ሓፈሻዊ ጉባኤ ማሕበር ኮሚቴታት ኦሎምፒክ ኣፍሪካ ፅባሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝሳለጥ እንትኸውን፥ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብዚ ንምስታፍ ትማሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ኣካቢ ቦርድ መልቲቾይስ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Dec 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ህዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሣህለወርቅ ዘውዴ ምስ ኣካቢ ቦርድ መልቲቾይስ ኢምቲያዝ ፓቴል ተዛቲየን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብቲ ዓውዲ ንዝተዋፈሩ ትካላት ብመንፅር ናይ ሓባር ክብሪታት ምፍላጥ ዘለዎም ግደ ብዝምልከት መብርሂ ሂበን። ብተወሳኺ ካልኦት ትካላት መፃኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዴንማርክ ጄፔ ኮፎድ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዴንማርክ ጄፔ ኮፎድ ተዛቲዮም። እቶም መራሕቲ ብስልኪ ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ኣይተ ደመቀ ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዝውሰድ ዘሎ ምኽባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ድሪባ ኩማ ንሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ስዊድንን ሃገራት እቲ ከባቢን ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዝተወሰደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ መብርሂ… Gebremariam Weldegerima Dec 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ድሪባ ኩማ ንሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ስዊድንን ሃገራት እቲ ከባቢን ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዝተወሰደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ መብርሂ ሂቦም። ኣምባሳደር ድሪባ ንሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ስዊድን፣ ኖርዌይን ዴንማርክን መብርሂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርክ ኣንድነት ንህንፀት መካነ እንስሳት ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ሰብ ሞያ መርሃ ግብሪ ምስጋናን ሽልማትን ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Dec 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፓርክ ኣንድነት ንህንፀት መካነ እንስሳት ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ሰብ ሞያ መርሃ ግብሪ ምስጋናን ሽልማትን ከምዘበርከተ ኣፍሊጡ። እቶም ሰብ ሞያ ህንፀት ፓርክ ኣንድነት መካነ እንስሰሳት ብምቁፅፅር፣ እንስሳት ናብቲ መካነ እንስሳት ክኣትዉ ብምግባርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ፖሊስ ፌዴራልን ድምፂ ወያነ እናተጠቐመሉ ዝነበረ ኣብ መቐለ ዝርከብ ስቲዲዩኡ ተቖፃፂሮምዎ Gebremariam Weldegerima Dec 5, 2020 0 ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ፖሊስ ፌዴራልን ድምፂ ወያነ እናተጠቐመሉ ዝነበረ ኣብ መቐለ ዝርከብ ስቲዲዩኡ ተቖፃፂሮምዎ ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ፖሊስ ፌዴራልን ድምፂ ወያነ እናተጠቐመሉ ዝነበረ ኣብ መቐለ ዝርከብ ስቲዲዩኡ ተቖፃፂሮምዎ። እቲ ጁንታ…