ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ “ንክብሪ ሰራዊት ምክልኻል ደው ክብል ኢየ” ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መርሃ ግብሪ “ንክብሪ ሰራዊት ምክልኻል ደው ክብል ኢየ” ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ይሳለጥ ኣሎ። ዋና መርሃ ግብሪ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ሰዓት 5፡30 ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ን2 ደቒቕ ዝካየድ እንትኸውን፥ ቅድሚኡ ድማ ዝተፈላለዩ መደባት እናተኻየዱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅንፈኛ ጉጅለ ህወሓት መናእሰይ ትግራይ ዝተሰሓሓተ ኣረኣእያ ንክህልዎም ክሰርሕ ከምዝፀንሐ ኣብ ቁፅፅር ዝወዓሉ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ እቲ ክልል ተዛሪቦም Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፅንፈኛ ጉጅለ ህወሓት መናእሰይ ትግራይ ዝተሰሓሓተ ኣረኣእያ ንክህልዎም ክሰርሕ ከምዝፀንሐ ኣብ ቁፅፅር ዝወዓሉ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ እቲ ክልል ተዛሪቦም። ካብ ቁልዕነቶም ጀሚሩ ዝተሰሓሓተ ኣረኣእያ ሒዞም ንከዓበዩ ንምግባር ብዙሓት ዓማውቲ “ህወሓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ወሰንቲ ዒላማታት ህወሓት ካብ ከተማ መቐለ ወፃኢ ደብዳብ ኣየር ምክያዱ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ትኽክለኛ ሓበሬታ ተደሪኹ ካብ ከተማ መቐለ ወፃኢ ኣብ ወሰንቲ ዒላማታት ህወሓት መጥቃዕቲ ደብዳብ ኣየር ምክያዱ ተገሊፁ። መፃረዪ ሓበሬታ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ብኽልተ ዓለም ለኸ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣቢሉ ኣብ መቐለ መጥቃዕቲ ደብዳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግቲ ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ዝስደዱ ዜጋታት ንምቕባል ድሉው ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግቲ ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ዝስደዱ ዜጋታት ንምቕባልን ናብ መረበቶም ንምምላስን ድሉው ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕቸበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ መንግስቲ ዝተሰደዱ ንፁሃን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍሉይ ሓይልን ምልሻታትን ትግራይ ናይዚ ጥፍአት ቡድን ዓላማ መፈፀምቲ ካብ ሙዃን ባዕልኹም ክተድሕኑ ዝተውሃበ ን3 መዓልቲ ዝፀንሐ ፃውዒት ሎሚ ተወዲኡ… Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፍሉይ ሓይልን ምልሻታትን ትግራይ ናይዚ ጥፍአት ቡድን ዓላማ መፈፀምቲ ካብ ሙኻን ባዕልኹም ክተድሕኑ ዝተውሃበ ንሰለስተ መዓልቲ ዝፀንሐ ጻውዒት ሎሚ ተወዲኡ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ዩጋንዳ ዩዌሪ ሙሴቪኒ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ዩጋንዳ ዩዌሪ ሙሴቪኒ ተዛቲዮም። ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ፥ ኣብ ሃገራት ምብራቕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ዑደት የካይድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ዑደት የካይድ ኣሎ። ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻ መጥቃዕቲ ብምፍፃም ክሕደት ሃገር ዝፈፀመን ተኸታታሊ ጥሕሰት ሕገመንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሽግ ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ኣብ ድሬዳዋ በፂሓ Gebremariam Weldegerima Nov 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ሕዳር 7፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መግለፂ መበል 15 በዓል ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ዝኾነት ሽግ ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ኣብ ድሬዳዋ በፂሓ። ኣብ ክልል ሃረሪ ዝፀንሐት እታ ህብረ ብሄራዊት ሽግ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ኣቲያ ኣላ። እታ ሽግ፥ ኣፈ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጁንታ ህወሓት ኣብ ኣላማጣ ብመልክዕ ማእሰርቲ ሒዙዎም ዝነበረ ልዕሊ 10 ሺሕ ንፁሃን መናእሰይ ሒዙ ንደሓር ኣንሳሒቡ Gebremariam Weldegerima Nov 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ሕዳር 6፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጁንታ ህወሓት ኣብ ኣላማጣ ብመልክዕ ማእሰርቲ ሒዙዎም ዝነበረ ልዕሊ 10 ሺሕ ንፁሃን መናእሰይ ሒዙ ንደሓር ከምዘንሳሓበ ተገሊፁ። ጉጅለ ህወሓት ኣብ ክልል ትግራይ ዘለዉ መናእሰይን ህፃናትን ዩኒፎርም ኣስሪሑ እናኸደነ ናብ ጎንፂ ክኣትዉ እናገበረ ምዃኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ንሰራዊት ምክልኻል ዝገብሮ ዘሎ ሓገዝ ንሃገሩን ንሰራዊቱን ዘለዎ ክብሪን ፍቕሪን ዘርኢ ኢዩ -ዶ/ር ቀነኣ ያደታ Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ሕዳር 6፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህዝቢ ንሰራዊት ምክልኻል ዝገብሮ ዘሎ ሓገዝ ንሃገሩን ንሰራዊቱን ዘለዎ ክብሪን ፍቕሪን ዘርኢ ከምዝኾነ ሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ዶክተር ቀነኣ ያደታ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ነበርቲ ዞባ ጅማን ከተማ ጅማን ንሰራዊት ምክልኻል ዘበርከቱዎ ሓገዝ…