ምዕባለ ሓንቲ ሃገር ምስ ምጉልባት ማሕበራዊ ሓላፍነት ልዑል ምትእስሳር ኣለዎ-ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምዕባለ ሓንቲ ሃገር ምስ ምጉልባት ማሕበራዊ ሓላፍነት ልዑል ምትእስሳር ከምዘለዎ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴራኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፆም ከምዝበልዎ፥ ማሕበራዊ ምትእስሳር ትሑት ዝኾነን…