Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 723 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 546 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 723 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 89 ሺሕን 860…

ኣካላት ፀፅታ ልኡላውነት ሃገር ካብ ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ንምክልኻል ዘኽእል ቁመና ከምዝፈጠሩ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣካላት ፀፅታ ብፍላይ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ፖሊስ ፌዴራልን ልኡላውነት ሃገር ካብ ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ንምክልኻል ዘኽእል ቁመና ከምዝፈጠሩ ሎሚ መዓልቲ ንኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ…

ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት 6 ነጥቢ 1 ሚኢታዊ ኢኮኖሚያዊ ዕብየት ተመዝጊቡ ኢዩ – ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት 6 ነጥቢ 1 ሚኢታዊ ኢኮኖሚያዊ ዕብየት ኣብ ኢትዮጵያ ከምዝተመዝገበ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶ/ር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት ቀዳማይ ፍሉይ ኣኼቡኡ ሎሚ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት ቀዳማይ ፍሉይ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት ቀዳማይ ፍሉይ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ የሳልጥ ኣሎ። ኣብ መእከቢ ኣዳራሽ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ እቲ ኣኼባ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 703 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 09 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 7 ሺሕን 151 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 703 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 89 ሺሕን 137…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት 1ይ ፍሉይ ኣኼቡኡ ፅባሕ ከሳልጥ ኢዩ

አዲስ አበባ፣ ጥቅምት 8፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) የኢፌዴሪ የሕዝብ ተወካዮች ምክር ቤት 6ኛ ዓመት የስራ ዘመን 1ኛ ልዩ ስብሰባውን በነገው ዕለት እንደሚያካሂድ ይጠበቃል ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት ቀዳማይ ፍሉይ ኣኼቡኡ…

ኩባኒያታት ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ከፍስሱ ከምዝደልዩ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዙሓት ኩባኒያታት ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ከፍስሱ ከምዝደልዩ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ሬሚ መርቻው ገሊፆም። ኣምባሳደር ሬሚ መርቻው ምስ ግልጋሎት ዜና ኢትዮጵያ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ኢትዮጵያ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ሲሪል ራማፎሳ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ሲሪል ራማፎሳ ብስልኪ ተዛቲዮም። እቶም መራሕቲ ርክብ ክልቲአን ሃገራትን ጉዳያት ቀጠና ኣፍሪካን ብዝምልከት ውፅኢታዊ ዘተ ከምዝገበሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ…

ዝተፈላለያ ትካላት ንመኣዲ ንሃገር ዝኸውን ደገፍ ይገብራ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኮይሻ፣ ጎርጎራን ወንጪን ብሓባር ንምልማዕ ንዝቐረበ ፃውዒት ብምቕባል ንመኣዲ ንሃገር ዝኸውን ደገፍ ንዝገብራ ዘለዋ  ዝተፈላለያ ትካላት አመስጊኑ። ብመሰረት እዚ፦ ባልኪ ዳሸን - 30 ሚሊየን ብር…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 665 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 569 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 665 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 87 ሺሕን 834…